ኣማራ ሚዲያ ኮርፖሬሽን “ኣሚኮ ህብር” ዝተብሃለ ሓዱሽ ቻናል ብ10 ቋንቋታት ስራሕ ስሩዕ ፈነወ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማራ ሚዲያ ኮርፖሬሽን "ኣሚኮ ህብር" ዝተብሃለ ሓዱሽ ቻናል ብ10 ቋንቋታት ስራሕ ስሩዕ ፈነውኡ ብዕሊ ኣጀሚሩ።
እቲ ቻናል፥ ብቋንቋታት ኣምሓርኛ፣ ኦሮምኛ ፣ ትግርኛ፣ ዓፋርኛ፣ ህምጣና፣ ጉምዝኛ፣ ኣዊኛ፡ እንግሊዝኛን ዓረብኛን ሓበሬታ ንተመልከትቲ…