ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 14 ሰነ 2014 ዓ.ም ከምዝጅመር ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)14 ሰነ 2014 ዓ.ም ኣብ ዝጅመር 4ይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 6 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝትከሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሃፍቲታት ሃገር ብኮንትሮባንድ ንግዲ ዶብ ተሳጊሮም ከይወፅኡ ምክልኻል ክዝግባእ ኣገንዚቦም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሃፍቲታት ሃገር ብኮንትሮባንድ ንግዲ ዶብ ተሳጊሮም ከይወፅኡ ምክልኻል ክዝግባእ ኣገንዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልእኽቲ፥ ድንበር ተሻጋሪ ንግዲ ኮንትሮባንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ ቀዳማይ ዓመት 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ብዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ ቀዳማይ ዓመት 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ብዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ምምሕዳር ከተማ መሬት ፍትሓዊ ብዝኾነ ኣግባብ ንልምዓት ንምውዓል 89 ዝኾኑ ቦታታት ንመንበሪ፣ ንንግዲን ንሕውስዋስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃምዛ ኣብዲ ባሬ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃምዛ ኣብዲ ባሬ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ከምዝተሸሙ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ሃሰን ሼህ ማህሙድ የሶማሊያ÷ ንሃምዛ ኣብዲ ባሬን ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ገይሮም ከምዝሾሙዎም ሲ ጂቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡ ሃምዛ ኣብዲ ባሬ፥ ካብ ግዝኣት ጁባላንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ምገባ ንምጥያሽ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣዲስ ኣበባን ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሻውዓይ ማእኸል ምገባ ንምጥያሽ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ሓላፊት ቢሮ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ሃና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 17 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 17 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሰለስተ ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 14 ደቂ ተብዕትዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ቀይ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ን390 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ እኽሊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይ መስቀል ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኢትዮጵያ ንዝርከቡ 390 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ገንዘብን እኽሊን ምግባሩ ኣፍሊጡ። ብዝተገበረ ሓገዝ ንዝቕፅል እዋን ክራማት መፍረያይነት ንምውሳኽ ዘኽእሉ ምሩፅ ዘርኢን እታወት ሕርሻን ንምምላእ ዝጠቅም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጎንፂ ዝተጎድኡ ወገናት መሊስካ ናይ ምጥያሽ ፕሮጀክት ውፅኢታዊ ንኽኸውን ብዕቱብ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ገንዘብ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጎንፂ ዝተጎድኡ ወገናት መሊስካ ናይ ምጥያሽ ፕሮጀክት ውፅኢታዊ ንኽኸውን መንግስቲ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። “ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂ ዝተጎድኡ ወገናት መሊስካ ናይ ምጥያሽ ፕሮጀክት” ንመዳርግቲ ኣካላት ዕላዊ ኣብ ዝተገበረሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወራቤ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን “ምርምር ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወራቤ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኸ ኮንፈረንስ ምርምር፥ ኣብ ጉዳይ ምርምር ዓቕሚ መምህራን ንኸጎለልብቱ ካብ ነባር ተመራመርቲ ልምዲ…
ስፓርት ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንጋንታ ኣዳማ ከተማ ስዒራታ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንጋንታ ኣዳማ ከተማ 2 ን 1 ስዒራታ። ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ክሳብ ዕረፍቲ ብብሕታዊ ሽቶ ኣሜ መሓመድ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ድሕሪ…