Fana: At a Speed of Life!

ፀረ-ህዝቢ ሓይሊታት ኣብ ምጥፋእ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ተዋዲዱ ውፅኢታዊ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀረ-ህዝቢ ሓይሊታት ኣብ ምልቃም ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ተዋዲዱ ውፅኢታዊ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ካብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ምዕራብ ኣርሲ፣ ምዕራብን ምብራቕ ጉጅ፣ ባሌን ኣርሲን ከምኡ እውን…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተወሳኺ ሚዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተወሳኺ ሚዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየዱ ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሓንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂን ብሪን ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ወርቁውሃ ጌታቸውን ዘርፌ…

ጦር ሩሲያ ዓቢዪ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ዓቢዪ ዝተፈላለዩ ኣፅዋራት ነይሮምዎ ዝተብሃለ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ። ኢንተርፋክስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ፀሪሑ ከምዝፀብፀቦ፥ ሓይሊታት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ክልል ተርኖፒል ዝርከብ ኣፅዋር ኣሜሪካን ኣውሮፓን ኣፅዋራት…

ኮሚሽን ጉምሩኽ ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዓቕመ ደካማታት ዝውዕልን ሓገዝ ናውቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዓቕመ ደካማታት ዝውዕልን ሓገዝ ናውቲ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገይሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣይተ ደበሌ ቃለታ 3 ሺሕን 500 ኩንታል ሲሚንቶን 26 ሺሕን 890 ቆርቆሮታትን ኣብ ክፍለ ከተማ…

ኣትሌት ማሞ መንግስቱን አትሌት ዝናሽ ጋረደውን ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም፡፡

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ማሞ መንግስቱን አትሌት ዝናሽ ጋረደውን ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝተኻየደ መበል 38 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም፡፡ ኣብቲ ውድድር ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነትን ተቀዳሚ ከንቲባ ከተማ ባህርዳር…

ዘላቒ ሰላም ከተማታት ንምርግጋፅ ሓገዝ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ወሳኒ እዩ ክብሉ – ዶክተር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ከተማታት ንምርግጋፅ ሓገዝ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ወሳኒ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ምስ ተወከልቲ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን  ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ…

ንኣህጉራዊ ሰላምን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካን ተሞክሮ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብምውሳድ ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኔፓድ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣህጉራዊ ሰላም ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዝኸውን ተሞክሮ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብምውሳድ ብሓባር ብምውዳብ ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ሓዱሽ ምሕዝነት ንልምዓትን ሓድነትን ኣፍሪካ (ኔፓድ) ወይዘሮ ናርዶስ በቀለ ገሊፀን፡፡ እተን ዋና…

ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል፤ ኣብ ገርጂን ቀበናን ዝሃነፆም መንበሪ ኣፓርትመንታት ኣመሩቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል፤ ኣብ ገርጂን ቀበናን ዝሃነፆም መንበሪ ኣፓርትመንታት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸበሉ ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ። እቲ ፕሮጀክት “ኣሉሙኒየም ፎርም ወርክ ቴክኖሎጂ” ዝተበሃለ ህንፀት ዘመናዊ ቴክኖሎጂ ኣብ…

ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጋውሑ ጎንፂ ዝቕስቅሱ ናይ ፅልኢት ዘረባታት ክቆፃፀር ከምዘይከኣለ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጋውሑ ጎንፂ ዝቕስቅሱ ናይ ፅልኢት ዘረባታት ክቆፃፀር ከምዘይከኣለ ወይ እውን ከምዘይደለየ ዝተገበረ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ብፌስቡክ ዝጋውሑ ጎንፂ ዝቕስቅሱ ናይ ፅልኢት መልእኽቲታት ኣብ ሚያንማር ጅምላ ጭፍጨፋ ከምዘስዐቡን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ገንዘብ እናሕተመ ዝነበረ ውልቀሰብን በቲ ገንዘብ እናተገልገሉ ዝነበሩ ተምሃሮን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ናይ ሕሶት ገንዘብ እናሕተመ ዝነበረ ውልቀሰብን በቲ ገንዘብ እናተገልገሉ ዝነበሩ ተምሃሮን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ሕሶት ገንዘብ እናሓተመ…