ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ብግልፂ ተዛራሪብካ ምርድዳእ ምፍጣር ጉዳይ ህልውና ኢዩ – ኣይተ ታዬ ደንዳኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ብግልፂ ተዛራሪብካ ምርድዳእ ምፍጣር ጉዳይ ህልውና ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንዳኣ ገሊፆም።
መካተቲ ብሄራዊ ምኅክር ንብሄራዊ ምርድዳእና፣ ንዘላቒ ሰላማትናን ሓድነትናን ብዝብል መሪሕቃል ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር…