ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሃፍቲ ማይ እናጋጠመ ዝርከብ ፀገም ምፍታሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃፍቲ ማይ ኢትዮጵያ እናጋጠመው ዝርከብ ፀገም ብውዳድ ምፍታሕ የድሊ ክብሉ ሚኒሰስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ተዛሪቦም፡፡ መበል 20 ዓለም ለኸ ሲምፖዚየም ልምዓት ሃፍቲ ማይ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ እናተኻየደ እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ጅቡቲ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ጅቡቲ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሶማሊያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ጅቡቲ እንትበፅሑ ፕሬዚደንት እታ ሃገር ኢስማኤል ኦማር ጌሌ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ ጻንሒቶም ድማ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ቱርኪ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢታማዡር ሹም ሰራዌት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ቱርኪ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ መንግስቲ ቱርኪ ኣብ ዘሰናድኦ ኢ ኤፍ ኢ ኤስ 2022 ኣብ ዝተብሃለ ወታደራዊ ልምምድ ንምስታፍ ኢዩ ናብ ቱርኪ ኣትዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንነትን ፀፅታን ብምዝታይ ካብ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንነትን ፀፅታን ብምዝታይ ካብ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ዝተውሃበ መግለፂ ዝተኸበርኩም ህዝቢታ ሃገርና፣ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት፣ ቅድሚ ሓደ ወርሒ፣ 14 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም፣ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ብዕምቆት ምግምጋሙ ይዝከር፡፡ ኣብ ግምገምኡ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲባል ጥበባትን ባህሊን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰሉስ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲባል ጥበባትን ባህሊን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰሉስ ብዕሊ ከምዝጅመር ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሚኒሰስቴር ጉዳያ ወፃኢን ብሓባር ኣብ ዘሰናድኡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ኣፍሊጦም። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ፥ ኣብቲ ፌስቲቫል…
Uncategorized 1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 68 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 753 ደቂ ተብዕትዮን 209…
ስፓርት ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ፈላሞት ሜዳሊያታት ወርቂን ብሪን ረኺባ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ፈላሞት ሜዳሊያታት ወርቂን ብሪን ረኺባ። እቶም ሜዳሊያታት ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ዝተረኸቡ ኢዮም። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ሞገስ ጥዑማይን ኣትሌት ጭምዴሳ ደበላን ተኸታቲሎም ብምእታው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወፃኢን ኣታዊን ንግዲ ንምስላጥ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኣገልግሎት ወደብ ንምጥቃም ይእራሕ ኣሎ – በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፃኢን ኣታዊን ንግዲ ኢትዮጵያ ንምስላጥ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኣገልግሎት ወደብ ንምጥቃም ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ገሊፁ። ምክትል ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ያብባል ኣዲስ፥ ፍርያታት ሓፂንን ፈሓምን ብወገን ወደብ ቡታጁራ…
ቢዝነስ ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ መለክዒ መጣየሺ ንዘማልኡ ሸሞንተ ሓደሽቲ ባንኪታት ፍቓድ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ መለክዒ መጣየሺ ንዘማልኡ ሸሞንተ ሓደሽቲ ባንኪታት ፍቓድ ምሃቡ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ቁፅፅር ባንኪ እቲ ብሄራዊ ባንኪ ፍሬዘር ኣያሌው፥ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ተግባራዊ እናተገበሩ ዝርከቡ ለውጢታት ስዒቡ ብዙሓት ባንኪታት መጣየሺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሸጢ ዋጋ ፀባ ተራኢዩ ብዘይፈልጥ ኩነታት ምውሳኹ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ፀባ ተራኢዩ ብዘይፈልጥ ኩነታት ምውሳኹ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ክልል ኦሮሚያን ገሊፆም። ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ቅሬትኦም ዘቕረቡ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፥ ምስ ምውሳኅዋጋ ፀባ ተተሓሒዙ ብፍላይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ፅሬት ዘለዎ ፀባ…