ሩሲያን ቱርኪን ካብ ዩክሬን እኽሊ ናብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምብፃሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስትራት ምክልኻል ሩሲያን ቱርኪን ካብ ዩክሬን እኽሊ ናብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምብፃሕ ኣብ ዝከኣለሉን ኣብ እዋናዊን ኩነታት ኣድሂቦም ዘቲዮም።
ካብ ወርሒ ለካቲት ጀሚሩ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብፀሊም ባሕሪ ኣቢሉ ካብተን…