ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ኣእዳው ሰላም መንግስቲ ኣይዕፀፉን – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ኣእዳው ሰላም መንግስቲ ኩል ግዘ ከምዘይዕፀፉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ምስ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ተተሓሒዙ ዘሎ ፀገም ብዘላቕነት ንምፍታሕ መንግስቲ በሪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃን ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያን ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ዋና ኣካቢት ቦርድ መረፃ ብርቱካን ሚደቅሳን ዋና ኣካቢ እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ መብራቱ ኣለሙን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ሕቶ ኣፅዋር ዩክሬንን ውድቂ ገይራ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ናብ ዩክሬን ኣፅዋር ከምዘይትልእኽ ኣፍሊጣ፡፡ ሚኒስትር ፍትሒ እስራኤል ጊዴኦን ሳኣር ÷ “ንዩክሬን ንገብሮ ሓገዝ ቀረብ ኣፅዋር ኣየካትትን፤ ኣብዚ ጉዳይ ለውጢ ቅዋም ኣይገበርናን” ኢሎም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ዳያስፖራ እስራኤል ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሕርሻ ኦመር ሁሴን ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኦመር ሁሴን ጎድና ጎድኒ ፎረም ምግቢ ዓለም ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግቢን ሕርሻን(ፋኦ) ኩ ዶንግዩ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒትር ኣብ ዘተኦም÷ ብዛዕባ ምምይያሽ ሕርሻ ኢትዮጵያ፣ ኣብተ ዓውዲ ዝተረኸቡ ዓወታትን መንግስቲ ብለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓልፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ኣባላት ካቢኔ ክልል ደቡብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ሓዊሱ ላዕለዎት ሓልፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴር ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳን ኣባላት ካቢኔን ተዛቲዮም። እቲ ልዝብ÷ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ዝፈለዮም ሓደሽቲ ሓሳባትን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሔራዊ ባንኪ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ንዝጥቁሙ ውዕለታ ዝኸፍለሉ መምርሒ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ንዝጥቁሙ ኣካላት ውዕለታ ዝኸፍለሉ መምርሒ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ። እቲ ባንኪ ኣብ ቀረባ እዋን ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ንዝጥቁሙ ዜጋታት ውዕለታ ክኸፍል እየ ምባሉ ስዒቡ ኢዩ ብዛዕባ እቲ መምርሒ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክልተ ቦይንግ 787 ድሪምላይነር ኣውሮፕላናት ንምእታው ኣብ ምድላው ይርከብ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ተወሰኽቲ ክልተ ቦይንግ 787 ድሪምላይነር ኣውሮፕላናት ንምእታው ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ገሊፁ። ቦይንግ 787 ድሪምላይነር ኣውሮፕላን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን በረራ ዝጀመረሉ 10ይ ዓመት ተኸቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝርከባ ከተማታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ይስራሕ ኣሎ – መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ኣቕርቦትን ኣገልግሎትን ኣብ ምጅማር ኣመልኪቱ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ መግለፂ ሂቡ። ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ክልል ትግራይ ኣብዚ ሰሙን ዝተወሰኑ ከተማታት ከምዝተቖፃፀረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ዑመር ሑሴን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፎረም ምግቢ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሮም እናተኻየደ ዝርከብ ፎረም ምግቢ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ። ፎረም ምግቢ ዓለም ኣብ ጣሊያን ከተማ ሮም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 17 ክሳብ 21 ጥቅምቲ 2022 ዝፀንሕ መድረኽ እንትኸውን÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። ሓላፊ መምርሒ ንግዲን ልምዓት ዕዳጋን እቲ ዞባ ኣይተ ኣሰፋ ጥላሁን÷ ኣብቲ ዞባ ዝርከባ 21 ወረዳታት 18 ሚሊየን 75 ሺሕን 600 ብር ጥሕኒ፣…