ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መለለዪ ስቲከር ተረባሕቲ ዝተተለመ ድጎማ ነዳዲ ዝኾና ተሽከርከርቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝህባ ተሸከርከርቲ ተረባሕቲ ዝተተለመ ድጎማ ነዳዲ ምዃነን ዝገልፅ መፍለዪ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፍለዪ ክልተ ዓይነት እንትኸውን፥ ንስሩዕ ሃገር ኣቋራፂ ተሸከርከርቲ ኣገለልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢን ኣብ ክልላት ንዝርከባ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ምዕራባዊያን ሃገራት ንዩክሬን ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤላት እንተቕሪበን ሩሲያ ሓደሽቲ ዒላማታት ንምውቃዕ ክትግደድ ኢያ – ፕሬዚዳንት ፑቲን Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን "ኣሜሪካ ትኹን ካልኦት ምዕራባዊያን ሃገራት ንዩክሬን ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤላት እንተቕሪበን ሩሲያ ሓደሽቲ ዒላማታት ንምውቃዕ ክትግደድ ኢያ” ክብሉ ኣጠንቂቖም። ከምዚ ዓይነት ዝበሉ ሚሳኤላት ንዩክሬን ዝቐርቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ልዕሊ 600 ሺሕ ንዝኾኑ ሓረስቶት እታወት ሕርሻ ከምዘቕርብ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ግዳያት ጎንፂ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታ ንዝነብሩ 620 ሺሕ ሓረስቶት እታወት ሕርሻ ንምቕራብ እናሰርሐ ከምዝኾነ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣፍሊጡ። ተወካሊት ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ኣብ ሕብረት ኣፍሪካን ምብራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓቃቤ ሕግታት ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓቃቤ ሕግታት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ህጊ ክልል ኦሮሚያ ኣዱኛ ኣሕመድ÷ ቢሮ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ብዛዕባ ሕግን ስርዓት ፍትሕን ግንዛበ ንምፍጣር፣ ንምርግጋፅ ልዕልነት ሕጊ፣ ናይ ገበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመላእ ህዝብና ዋልታ ሰላምን ደሕንነትን ንምዃን ዘኽእለና ዓቕሚ እናሃነፅና ኢና ክብሉ ኮሚሽነር ደመላሽ ገ/ሚካኤል ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመላእ ህዝብና ዋልታ ሰላምን ደሕንነትን ንምዃን ዘኽእለና ዓቕሚ እናሃነፅና ኢና ክብሉ ዋና ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ፖሊስ ፌዴራል ኮሚሽነር ደመላሽ ገብረ ሚካኤል ተዛሪቦም። ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣወሃህባ ኣፍልጦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተሳሊጡ። ኣብ ምኽባር ሕጊ፣ ኣብ እዋን ወፍርታት ህልውናን ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ጅግንነት ንዝፈፀሙን ዝበለፀ ውፅኢት ስራሕ ዘመዝገቡን ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህልውናኣን ሉኣላዊነታን ሓደጋ ኣብ ዘንፀላለወሉ እዋን ፀጋማታ ንምቅላስ ፖሊስ ኣብ ቅድሚት ተሰላፊ ነይሩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህልውናኣን ሉኣላዊነታን ሓደጋ ኣብ ዘንፀላለወሉ እዋን ፀጋማታ ንምቅላስ ፖሊስ ኣብ ቅድሚት ተሰላፊ ነይሩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ እናተጓዛ ምዃነን ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ እናተጓዛ ምዃነን ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሌይ ገሊፆም። እቶም ዳይሬክተር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ዝግበር ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ዓረብ ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ድሌት ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንኣባላት ቤት ምኽሪ ኣምባሳደራት ሃገራት ዓረብን ኣምባሳደር ሊግ ዓረብን ብዝሓተቱዎ መሰረት ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ኣዘራሪበን። ዲን እቶም ኣምባሳደራት ኣብቲ እዋን ዘተ፥ እቲ ጉጅለ ብዝውክሉዎም ሃገራት ኣብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሑ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ተኸታታሊ ፈተነ እናገበረ ምፅንሑ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሑ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ተኸታታሊ ፈተነ እናገበረ ምፅንሑ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ከምዘርገለፁዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዕጡቓት ብምውፋርን ካብ…