ግብረ ራዕዲ ኣብ ምክልኻል ዝለዓለ ስራሕ ዝፈፀሙ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ኣብ ምክልኻል ዝለዓለ ስራሕ ዝፈፀሙ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ዕቤት መዓርግን ኣፍልጦን ተዋሂቡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ፥ ኣማኸርቲ ፀፅታ ርእሰ መምሕዳር እቲ ክልል፣ ኣባላትን ኣመርርሓን ፍሉይ ሓይሊ፣ ኣመራርሓታት ዞባ…