ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ንላዕለዎት መኮንናት ዕቤት መዓርግ ይህብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዋና መምርሒ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ንላዕለዎት መኮንናት ዕቤት መዓርግ ይህብ ኣሎ። እቲ ዕቤት መዓርግ ዝተውሃቦም ላዕለዎት መኮንናት ዝሐሸ ብቕዓት ኣመራርሓን ኣፈፃፅማ ስረሖም ብሰራዊት ዝተመስከረሎምን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት እታ ከተማ ኣብ ዝተመደቡሉ ቦታ ንማሕበረሰብ ብተኣማንነትን ቅንዕናን ከገልግሉ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተመደቡሉ ቦታ ንማሕበረሰብ ብተኣማንነትን ቅንዕናን ከገልግሉ ከምዝግባእ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣተሓሳሲበን። “ሓዱሽ ፖለቲካዊ ምልከታ - ሓዱሽ ሃገራዊ ዝላ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሞጆ ከተማ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት ዑደት ይገብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሞጆ ከተማ ዝርከብ መፍረዪ ጣቢያ ኣቦካዶ ዑደት ይገብር ኣሎ። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስግኣት ሓደጋ ውሕጅ ክረምቲ ንምጽዋር ዝሰርሕ ሃገር ለኸ ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስግኣት ሓደጋ ውሕጅ ዝመፅእ ክረምቲ ንምጽዋር ዝሰርሕ ሃገር ለኸ ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። እቲ ግብረ ሓይሊ ትንበያ ኢንስቲትዩት ብሄራዊ ሜቲዮሮሎጂ መበገሲ ብምግባር ብዙሓት ስግኣታት ሓደጋ ውሕጅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ እንተጓዓዙ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ እንተጓዓዙ ብሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ታንዛኒያ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ዝነበሩ 20 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሎሚ መዓልቲ ብቀዳማይ ዙር ዕድሚኦም ካብ 11 ክሳብ 17 ዓመት ዝኾኑ 20…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቀረብን ዝርገሐን ሲሚንቶ ኣብ ዘተኣጓጉሉ ዘይሕጋውያን ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቀረብን ዝርገሐን ሲሚንቶ ዘተኣጓጉሉ ዘይሕጋውያን ኣካላት ንምቁፅፃር ዘኽእል ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ኣፍሊጦም። ኣብታ ሃገር በቢእዋኑ ዋጋ ሲሚንቶ ንኽውስኽ ብፍላይ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዘፈር ሓበሬታን ድሕንነትን ዘለወን ምትሕብባር ንኽጠናኸር ክሰርሕ ኢየ – ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዘፈር ሓበሬታን ድሕንነትን ዘለወን ምትሕብባር ንኽጠናኸር ግደኦም ከምዝዋፅኡ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊ ገሊፆም። ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊን ጉጅለ ልኡኾምን ከምኡ እውን ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 38 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 38 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 156 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 880 ደቂ ተብዕትዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስተኻኸሊ ድጎማ ነዳዲ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፅዕንቶ ብዘይፈጥር መልክዑ ከምዝካየድ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግሥት ዝገብሮ መስተኻኸሊ ድጎማ ነዳዲ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፅዕንቶ ብዘይፈጥር መልክዑ ከምዝካየድ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። መንግሥት ኣብ ዋጋ ነዳዲ ዝገብሮ መስተኻኸሊ ድጎማ፥ ኢትዮጵያ ን132 ቢሊየን ብር ክዙን ዕዳ ክትቃላዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዳያት ብሄርን ሃይማኖትን ጎንፂ ዝቕስቅሱ ሓበሬታታት ዘጋውሑ 111 ዘይሕጋውያን መራኸብቲ ሓፋሽ መርበብ ሓበሬታ ከምዘለዉ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹ ሕጋዊ ፍቓድ ዘይብሎምን ሰላምን ድሕንትን ህዝቢ ዘናግዑ ኣብ ጉዳያት ብሄርን ሃይማኖትን ጎንፂ ዝቕስቅሱ ሓበሬታታት ዘጋውሑ 111 ዘይሕጋውያን መራኸብቲ ሓፋሽ መርበብ ሓበሬታ ከምዘለዉ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዘይሕጋዊ መራኸብቲ…