Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ክትፀን ንምግባር ዜጋታት ወለንታዊ ስራሕ ባህሊ ክገብሩ ይግባእ – ኣይተ ታዬ ደንዳኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ክትፀንዕ ትኽእል ብሰናይ ኣመለኻኽታ ስለዝኾነ ዜጋታት ወለንታዊ ስራሕ ባህሊ ክገብሩ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንዳኣ ገሊፆም። ኣይተ ታዬ ደንደኣ ኣብ ማሕበረሰብ ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይ ኣመለኪቶም ሎሚ መዓልቲ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣዶን ውላድን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ጣርማ በር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣዶን ውላድን ምሕላፉ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ቀበሌ ኣስፍቼው ጭራ ሜዳ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ዋና…

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ምሕዝነቶም ንምጥኝኻር ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስን ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሸሙ ተፀዋዒ ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ክላውድ ጂቢዳርን መሳርሕቶምን ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም እናገበሮ ዝርከብ ሰብኣዊ…

ዓለም ለኸ ኩባኒያታትን ኢንቨስትመንት ባንኪታትን ኣብ ሰነድ ዕዳጋ መዋእለ ንዋይ ኢትዮጵያ ንምስታፍ ድሌቶም እናገለፁ ይርከቡ – ብሄራዊ ባንኪ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኩባኒያታትን ኢንቨስትመንት ባንኪታትን ኣብ ሰነድ ዕዳጋ መዋእለ ንዋይ ኢትዮጵያ ንምስታፍ ድሌቶም እናገለፁ ምዃኖም ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ካፒታል ዕዳጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንምጅማርን እቲ ዕዳጋ ንምምራሕን ዝፀደቐ ኣዋጅ ኣመልኪቶም…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ትማሊ ለይቲ ሰዓት 10፡00 ዕስራን ኣርባዕተን እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ ኢዩ ኣጋጢሙ፡፡ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ክልተ ሰባት ሽዑንሽዑ ህይወቶም እንትሓልፍ፥…

ሕብረት ኣውሮፓ ህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ። ሓላፊ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን ሎክ ምስ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም…

1 ሺሕን 88 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 88 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…

ምጥንኻር ምትሕብባር ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ንኣህጉራዊ ምትሕብባር ወሳኒ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥንኻር ምትሕብባር ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ንኣህጉራዊ ምትሕብባር ወሳኒ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ናይጄሪያ ምእታዎም ይፍለጥ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቑሑት ዝፅዕና አውሮፕላናት 5 ቦይንግ 777 ንምዕዳግ ኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቑሑት ዝፅዕና አውሮፕላናት 5 ቦይንግ 777 ንምዕዳግ ኣዚዙ። ንዕድጊት ዝተኣዘዛ ሓሙሽቲአን ኣቑሑት ዝፅዕና አውሮፕላናት 5 ቦይንግ 777 ኣብዚ ሕዚ እዋን እናወሰኸ ዝመፅ ድሌት ኣገልግሎት ፅዕነት ንምምላእ ከምዝሕግዛ ካብቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ በዓል መዓልቲ ናፅነት ኤርትራ ኣመልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ በዓል መዓልቲ ናፅነት ኤርትራ ኣመልኪተን መልእኽቲ ንመንግስቲን ህዝቢን እታ ሃገር እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ተጠናኺ ንኽቕፅል መንግስቲ…