Fana: At a Speed of Life!

ንሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ዝተውሃበ ፍቓድ ቴሌኮም ብምድብ ብሉፅ ኣገልግሎት ህዝቢ ተዓዋቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ንሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ዝተውሃበ ከይዲ ፍቓድ ቴሌኮም ብምድብ ብሉፅ ኣገልግሎት ህዝቢ ብእንግሊዛዊ ትካል ሽልማት 2022 ተዓዋቲ ኮይኑ ተመሪፁ። ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ በዓል መዚ ኮሚዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ዝተመርሐን ዘፈር ቴሌኮም ክፍቲ ብምግባር ንሳፋሪኮም…

ልዕሊ 50 ሚኢታዊ እታወት ዝተወሰኸሎም ተሸከርከርቲ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 50 ሚኢታዊ እታወት ዝተወሰኸሎምን ብሓዱሽ ምልክት ንግዲ ናብ ዕዳጋ ዝኣተዉ ተሸከርከርቲ ከበድቲ ፅዕነት ፍራንኮን ብዝተብሃለ ትካል ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ተላኡኾም። ፍራንኮ ዝተብሃለ ትካል ንመበል 15 ዙር ከበድቲ መኻይንናብ ወፃኢ ዕዳጋ ምቕራቡ…

ሞሮኮ ምልክት ዓበቕ ህበይ ዝተርኣዮም ሰለስተ ሰባት ምርካባ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞሮኮ ምልክት ዓበቕ ህበይ ዝተርኣዮም ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ምልክት ተራኢዩዎም ዝተብሃሉ ሰባት ኣብዚ ሕዚ እዋን ክትትል ሕክምና እናተገበረሎም እንትኸውን፥ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከቡ እውን…

ኣብ 2030 ድኽዳኸ ህፃናት ዜሮ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2030 ድኽዳኸ ህፃናት ዜሮ ንምግባር ተሓሲቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ቃል ኪዳን ሰቆጣ ብምድሃብ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ክልል ደቡብ መድረኽ መውሀቢ ግንዛበ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ እናተኻየደ ይርከ። ሚኒሰስትር ዲኤታ…

ፅዋዕ ዓለም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፅዋዕ ዓለም 2022 ኳታር ቅድሚ ምጅማሩ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንምርኢት ዝቐርብ  ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ፡፡ ነበር ተፃዋቲ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ባርሴሎና ብራዚላዊ ጁሊያኖ ቤሌቲ እታ ፅዋዕ ሒዙ ናብ…

ንህወሓት ክበፅሕ ነይሩ ዝተብሃለ 3 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ ቆቦ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቆቦ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሕ ከምዝኾነ ዝተጠረጠረ 3 ሚሊየን ብር ኣብታ ከተማ ብህዝቢ፣ ፖሊስ እታ ከተማ፣ ህዝባዊ ምልሻን ሰራዊት ምክልኻልን ኣቢሉ ትማሊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡ ተጠርጠርቲ እቲ ገንዘብ ሓቢኦም ንምስግጋር…

እቲ ቀጠና ብኣትሌቲክስ ጥራሕ ዘይኮነ ብፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን እውን ዝፍለጥ ክንገብሮ ኢና – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ቀጠና ብኣትሌቲክስ ጥራሕ ዘይኮነ ብፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን እውን ዝፍለጥ ክንገብሮ ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ካልኦት…

ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ፍርያታት ኣተውቲ ንግዲ ብናይ ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ዝበረታታዕ ኣፈፃፅማ ከምዘርአየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብ ወፃኢ ንግዲ፣ ኣተውቲ ፍርያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ብምትካእን ብፈጠራ ዕድል ስራሕን ዝበረታታዕ ኣፈፃፅማ ከምዘርአየ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር መዓድን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትሽዓተ ኣዋርሕ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ረብሓ ሃገር ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ዘይሕጋውያን ኣካላት ካብ ተግባሮም ንኽዕቀቡ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ዘይሕጋውያን ኣካላት ካብ ተግባሮም ንኽዕቀቡ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣተሓሳሲቡ። ካብ ተረባሕነት ህዝቢን ሃገርን ብዝተፃረረ መልክዑ ውልቃዊ ረብሐኦም ጥራሕ ንምርግጋፅ ፃዕሪ ዝገብሩ ዘይሕጋውያን…

እዚ ምዕራብ ሓይሊ ፀላኢ ክድምስስ ዝኽእል ሜካናይዝድ ሓይሊ ከምዝሃነፀ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ሓይሊ ፀላኢ ክድምስስ ዝኽእል ሜካናይዝድ ሓይሊ ከምዝሃነፀ ገሊፁ። መተሓባበሪ ክፍሊ ሜካናይዝድ እዚ ምዕራብ ኮሎኔል ታደሰ ተበጀ ከምዝገለፁዎ፥ ኣመራርሓ ተኹሲን ምድብተኛ ሓይሊን ዝሓለፈ ናይ ኲናት እዋን መበገሲ ዝገበረ እኹል…