Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ምኽባር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ሃገራዊ ፃውዒት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ዝጀኾነን መግለፂ ብሄረሰብ ሃረሪ ዝኾነን በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ብዕሊ ምኽባር ጀሚሩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኣርዲን በድሪ፥ ዒድ ሸዋል ሓደ ኣካል “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ” ከምዝኾነ…

ፍርያት ስርናይ ሓጋይ ብዕዉት ኩነታት ይሳለጥ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ስርናይ ሓጋይ ብዕዉት ኩነታት እናተሳለጠ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፥ ፍርያት ስርናይ ሓጋይ ብዕዉት ኩነታት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ብምግላፅ፤ ብሓባር ምስ ዝቐደሙ ዓወታትና…

ፋብሪካ ቢራ ዳሽን ብ1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዘካየዶ ናይ ምስፍሕፋሕ ፕሮጀክት ዛዚሙ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ቢራ ዳሽን ብ1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዘካየዶ ናይ ምስፍሕፋሕ ፕሮጀክት ዛዚሙ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንንን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል…

ኣብ ኣወሃህባ ስልጠና ኣገልግሎት ጥዕና ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ምትሕብባር ስፔን ማርዮ ፋነጁልን ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ስፔሻሊቲን ፍኖተ ካርታ ስልጠና ስፔሻሊቲን መሰረት ዝገበረ ፍሉይ ኣወሃህባ ስልጠና ኣገልግሎት ጥዕና ብሓባር ብምስራሕ…

ተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወሰዶ ስጉምቲ ህንፀት ሰላም ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ዓመታዊ ፖለቲካዊ ልዝቦም  ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዶም። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂን ርክብ ሕብረት ኣውሮፓን ኢትዮጵያን ኣብ ዝምልከት ዝተወሰዱ ስጉምቲታት ተሓታትነትን ሰብኣዊነትን ሓዊሱ…

ኣብ ኣቢያተ መፅሓፍ ኣብርሆት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘’ሚሊየን መፃሕፍቲ ንሚሊየን ወለዶ’’ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣቢያተ መፅሓፍ ኣብርሆት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ተጀሚሩ። ነቲ ቤ መፃሕፍቲ ኩሉ ኣሰሩ ንኸንብር ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ፥ ፕሬዚዳንት ሰሳህለወርቅ ዘውዴ…

983 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 983 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 14 ህፃናትን 969 ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ደቂ…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ፍሊሚንግ ሞለር ሞርቴንሰን ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ዝፀንሐ ምሕዝነት ልምዓት ኢትዮጵያን ዴንማርክን ዘልዐሉ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኣብቲ እዋን ጎንፂ እታ ሃገር…

ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኢንተርኔት 29 ነጥቢ 83 ሚሊየን ከምዝበፅሐ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኢንተርኔት 29 ነጥቢ 83 ሚሊየን ከምዝበፅሐን ቅልጣፈ ተጠቀምቲ ርክብ መርበብ ሓበሬታ እማወሰኸ ምምፅኡን ኣብዚ ሰሙን ዝተኻየደ ሓደ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ቁፅ ህዝቢ ኢትዮጵያ 119 ነጥቢ 3 ሚሊየን ገይሩ ዝተሰርሐ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ናብ መቐለ ካብ ሞንጎ ዝበፅሓ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 16 ተሽከርከርቲ ብተወሳኺ፥ ካልኦት 64 ተሸከርከርቲ…