Fana: At a Speed of Life!

ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ ራዕዳውያንን ሓይሊታት ፀረ ሰላም ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ “ሰላማዊን ድሕንነታ ዝተረጋገፀ ኣፍሪካን” ንምፍጣር፥ ኣብ ዶባት፣ ብሳይበር፣…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትማሊኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ዓወት ቀኒዑዎም። ብብርኪ ዓለም ደረጃ ፕላቲኒየም ኣብ ዝተውሃቦ ውድድር ጉያ ማራቶን 2022 ደቡብ ኮሪያ ከተማ ሴኡል ብደቂ ተባዕትዮ ሞስነት ገረመው ክብረወሰን…

በዓል “ሆሳዕና ብኣርያም” ብሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶስ ተዋህዶ ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል “ሆሳዕና ብኣርያም” ብሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶስ ተዋህዶ ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ተኸቢሩ። ሆሳእና ቅድሚ በዓል ፋሲካ ዝመፅእ 5ይ ክፋል ዓብዪ ፆም እንትኸውን÷ “ኦ ጐይታ ኣምላኽ ሐዚ ኣድሕን፣ ኦ ጐይታ ኣምላኽ ሐዚ ኣመዓራሪ፣ ብሽም እግዚአብሔር…

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ጅቡቲ ኣደባባይ ዶልፊን ካልኣይ ዙር ተኸላ ፈልሲ ተኻይዱ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብነታዊ ርክብ ምጣነ ሃብቲ ዘለዎን ኢትዮጵያን ጅቡቲን ብሓምላዋይ ልምዓት እውን…

ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 966 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሄራዊ ባንኪ ልኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝሓለፉ ትሻዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 966 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሄራዊ ባንኪ ከምዝለኣኸ ኤጀንሲ ልምዓት ኢነርጅን ማዕድንን ኣፍሊጡ። ዋና ዳሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወይዘሮ ኣኳታ ቻም÷ እቲ ንብሄራዊ ባንኪ ዝተለኣኸ ወርቂ ኣብ ወረዳታት እቲ…

ሚኒትራትን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ኣብ ቡልጋን ደብረ ብርሃንን ዝርከቡ ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒትራትን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ቡልጋን ደብረ ብርሃንን ዝርከቡ ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ እዋን ዑደት ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ…

ንኣተሓሕዛ ሓመድን ማይን ኣሰራርሓና ትኹረት ሂብና ምስራሕ የድሊ – ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ንኣተሓሕዛ ሓመድን ማይን ኣሰራርሓና ትኹረት ሂብና ምስራሕ የድሊ ክብሉ ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ጥምረት ማይን ሓመድን…

ብኣተሓባባራይነት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ በፂሐን

አዲስ አበባ ፣ ሚያዝያ 7 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣተሓባባራይነት ኣብ ትሕቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝንቀሳቐስ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም  ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ በፂሐን። ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓሮ፥ 50 ሓገዝ ዝፀዓናን ነዳዲ ዝሓዛ ቦቴታትን…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ፍርያታውነት ስርናይ ንምድንፋዕ ዝግበር ልዑል ፃዕሪ ይንእድ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ፍርያታውነት ስርናይ ንምድንፋዕ ዝግበር ልዑል ፃዕሪ ዝነኣድ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ሰያዳብርን ዋዩን ብመስኖ እናለምዐ ኣብ ዝርከብ…

መንግስቲ ብኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ኣቢሉ ዝካየድ ፃዕሪ ሰላምይድግፍ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኢትዮጵያ ብፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኦሊሴጉን ኣቢሉ ዝካየድ ፃዕሪ ሰላም ከምትድግፍ ኣረጋጊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ጉዳያት ፖለቲካ፣ ሰላምን…