Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኢንዶኔዥያን ዘሎ ርክብን ኢንቨስትመንት ዕዳጋን እናማዕበለ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን  ኢንዶኔዥያን ዘሎ ርክብን ኢንቨስትመንት ዕዳጋን እናማዕበለ ከምዝኾነ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ኢንዶኔዥያ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ኢንዶኔዥያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣል ቡስይራ ባስኑር ምስ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተወደበ መገዲ ወራር መሬት ንምፍጻም እናሰናድኡ ዝነበሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ስልክ ላፍቶ ብዝተወደበ መገዲ ወራር መሬት ንምፍጻም እናሰናድኡ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ብፖሊስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ውልቀ ሰባት፥ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ምምሕዳር ወረዳ 9 ቀጠና 3 ድሕሪ ቤተ ክርስቲያን ኪዳነ…

ክላረንስ ሲዶርፍ ምስ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮኾብ ተፃዋቲ ጋንታተት ሪያል ማድሪድን ኤሲ ሚላን ክላረንስ ሲዶርፍ ምስ ግዙፍ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ጉዕዞ ካብ ዝገብረለን ኣርባዕተ ሃገራት ሓንቲ ዝኾነት ኢትዮጵያ እቲ…

ሓበራዊ ልዝብ ኣምሓራን ብሄረሰባ ቅማንትን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ሓድነትና ብምጥንኻር ናብ ንቡር ሰላምና ክንምለስ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ሓበራዊ ልዝብ ኣምሓራን ብሄረሰባ ቅማንትን ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ ኣገር ኣዳኝ ጫቆ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ዘተ ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ ኣይተ…

መሰልን ድሕንነትን ህፃናት ንምሕላው ዝተትሓዘ ትልሚ ንምዕዋት ፃዕሪ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰልን ድሕንነትን ህፃናት ንምሕላው ኣብዚ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣሰራርሓታት ብምዝርጋሕ፣ ህንፀት ዓቕሚን ስራሕቲ ግንዛበን ብምስራሕ ዝተትሓዘ ትልሚ ንምዕዋት ፃዕሪ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። ሴክተር ጉባኤ 9…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዘይሕጋዊ ዝተትሓዙ ልዕሊ 750 ሽሕ ሊትሮ ዘይቲ ንሕብረተሰብ ከምዝተኸፋፈለ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብዝተግብረ ስራሕቲ ቁፅፅር ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተትሓዙ ልዕሊ 750 ሽሕ ሊትሮ ንሕበረተሰብ ከምዝተኸፋፈለ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ፡፡ እቲ ቢሮ ፀገማት ምንካይ ቀረብ ዘይቲን ወሰኽ ዋጋን ብቕልጡፍ …

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ  ዋና ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ፌዴራል ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ  ዋና ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ፌዴራል ዑደት ኣካይዶም፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘው ተሻገር፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ካልኦት ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ኣፈጉባኤታት፣ ሚኒስትራት ሓዊሱ…

መንግስቲ ካብ ህዝቢ ዝተለዓሉ ኢኮኖሚያዊ ሕቶታት ንምምላስ ይሰርሕ ኣሎ – ዶክተር እዮብ ተካልኝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሙላእ እዛ ሃገር ዝተኻየዱ ምይይጣት ካብ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ኢኮኖሚያዊ ሕቶታት ደረጃ ብደረጃ ንምምላስ ይስራሕ ምህላዉ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስተር ዴኤታ ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተኻየዱ ህዝባዊ ምይይጣት ምስ…

ብጀነሬሽን ኣንሊሚትድ ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ዝቐርቡ ጉጅለታት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጀነሬሽን ኣንሊሚትድ ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ዝቐርቡ ክልተ ጉጅለታት ከምዝተፈለዩ ሚኒቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ብኣተሓባባርነት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝተሰናደአ ውድድር መናእሰይ ፈጠራ ሓሳብ ፀገም ፈታሒ ስራሕ ጀነሬሽን ኣንሊሚትድ፥…

ብምኽንያት ከቢድ ክረምታዊ ዝናብ ዝፈጥር “ላሊና” ዝፍጠር ሓደጋ ውሕጅ ንምክልኻል ምድላው ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ከቢድ ክረምታዊ ዝናብ ዝፈጥር "ላሊና" ዝፍጠር ሓደጋ ውሕጅ ንምክልኻል ምድላው ምግባር ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣተሓሳሲቦም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን…