Fana: At a Speed of Life!

ቦርድ መረፃ ሓፈሻዊ ፓርቲ ጉባኤ ኦነግ ኣመልኪቱ ውሳነ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ፓርቲ ጉባኤ ግምባርናፅነት ኦሮሞ (ኦነግ) ኣመልኪቱ ውሳነ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ፓርቲ ኦነግ ሓፈሻዊ ጉባኤ ክፅውዕ ከምዝግባእ ብምግላፅ እቲ ፓርቲ ክሳብ ሕዚ ብመንፅር ዘለዎ ፀገም ኣመራርሓ፣ ጉባኤ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ…

ንረቀቕቲ ሕጊ ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199 ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ዝሳተፉፉሉ ንረቀቕቲ ሕጊ ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199 ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ፥ ኣብ ፊት ንፊት ካፒቶል ሂል ዝካየድ እቲ ሰልፊ፥ እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት ንህልውና…

ፕሬዚዳንት ኤርዶኻንን ቭላድሚር ፑቲንን ቀፃሊ ድርድር ሩሲያ-ዩክሬን ኣብ ቱርኪ ንምክያድ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርዶኻን ረጅብ ጣይፕ ኤርዶሃንን ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲንን ቀፃሊ ድርድር ሩሲያ-ዩክሬን ኣብ ቱርኪ ኢስታምቡል ንምክያድ ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ትማሊ ሰንበት ዘተ…

ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ዜጋታ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ዜጋታ ሓገዝ ተገይሩ። ድጋፉን ዓለም አቀፉ ቀይ መስቀል ኮሚቴ ከኢትዮጵያ ቀይ መስቀል ማህበር ጋር በመሆን ለ9 ሺህ ዜጎች ነው ያደረገው እቲ ሓገዝ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ምስ…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስሩዕ ጉባኤኡ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ከምዝጀመረ ካብ ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ! እዋናዊ…

ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስሜል ኦማር ጌሌ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓሬታ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓሬታ ዑደት ገይሮም። እቶም ፕሬዚዳን ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ…

ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ 39 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ 39 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። 34 ቢሊየን ብር ንምእካብ ተሊሙ እናሰርሐ ዝፀንሐ እቲ ቢሮ፥ 39 ቢሊየን ብር ክእክብ ከምዝኸኣለ ብምሕባር፤ ንእሙናት ከፈልቲ ግብሪ እውን…

ሓወይ ኢስማኤል ኦመር ጌሌ ናብ ካልአይቲ ሃገሮም እንኳዕ ብደሓን መፅኡ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሓወይ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ጅቡቲ ኢስማኤል ኦመር ጌሌ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ መዓልቲታት ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ውፅኢታዊ ዘተ ከምንገብር እምነተይ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑመር ጌሌ ዕላዊ ዑደት…

ሃገር ለኸ ፓርላማ ህጻናት ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ መልክዕ ዝተወደበ ሃገር ለኸ ፓርላማ ህጻናት ተመስሪቱ። እቲ ርላማ ቅድሚ ሕዚ ፖዴል ፓርላማ ህፃናት ተጣይሹ ዝነበረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ጥንኩር ውዳበ ፈጢሩ ብሓዱሽ መልክዑ ተጣይሹ ተባሂሉ፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ…