Fana: At a Speed of Life!

ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንክልላት ዓፋርን ሶማሌ ሓገዝ 60 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንክልላት ዓፋርን ሶማሌ ሓገዝ 60 ሚሊየን ብር መግባሩ ኣፍሊጡ። የገንዘብ ድጋፉን የሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ዋና ስራ አስፈፃሚ አቶ ጀማል አሕመድ በሰመራ እና ጅግጅጋ ከተማ በመገኝት አስረክበዋል እቲ ሓገዝ…

ብሪታኒያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብዓዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሓገዝ ንኽሳለጥ ጎንፂ ጠጠው ምባሉ ንኢዳ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብዓዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንኽኸውን ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ ኢዩ። ነዚ ውሳነ መንግስቲ ስዒቡ ድማ ኤምባሲ ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵያ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ውሳነ…

ኢትዮጵያ ልማታን ዕቤታን ንኅረጋገፅ ጀርመን ናይ ባዕላ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ጎንፂን ዘይምርግጋእን ወፂኣ ልማታን ዕቤታን ንምርግጋፅ ጀርመን ናይ ባዕላ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣብ ሚኒስቴር ልምዓትን ምትሕብባርን ጀርመን ሓላፊ ምብራቕ ኣፍሪካ ቮን ኢሰን ምርክስ ገሊፆም። ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ…

ሓደሽቲ ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ይካየድ ኣሎ። ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ስነ-ስርዓት ምፍናውን ቃለ-ማሕላን  ኣብ ብሄራዊ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንምግባር ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንምግባር ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ገሊፁ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ…

ካብ ውሽጢን ወጻኢን ዝፍነዉ መጥቃዕቲታት ዝምክት ሓይሊ ባሕሪ ይህነፅ ኣሎ – ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ውሽጢን ወጻኢን ዝፍነዉ መጥቃዕቲታት ዝምክት ሓይሊ ባሕሪ እናተሃነፀ ምዃኑ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሬር ኣዲሚራል ክንዱ ገዙ ገሊፆም። እቶም ዋና ኣዛዚ ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ሓይሊ ባሕሪ ስራሕቲ…

ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ኣብ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ኣፍሪካ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘሕድር ኢዩ – ኣንድሬይ ማስሎቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ኣብ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ኣፍሪካ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘሕድር ከምዝኾነ ዳይሬክተር ማእኸል መፀናዕቲ ኣፍሪካ ኣብ ሩሲያ ሞስኮ ኣንድሬይ ማስሎቭ ገሊፆም። እቶም ዳይሬክተር ምስ ጣቢያ ቴሌቪዥን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝገለፁዎ፥…

ስሩዕ ጉኣቤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ንክልተ መዓልቲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝካየድ እቲ ጉባኤ፥ ኣፈፃፀማ ስራሕ ሽዱሽተ ወርሒ መንግስቲ እቲ ክልል ክግምገም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ኣፈፃፅማ ስራሕ…

ልዕሊ 21 ፋብሪካታት ኣፍረይቲ ዕሹግ ማይ ስራሕ ጠጠው ኣቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 21 ፋብሪካታት ኣፍረይቲ ዕሹግ ማይ ስራሕ ጠጠው ከምዘበሉ ተገሊፁ። ፋብሪካታት ኣፍረይቲ ማይ ምስ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ሚኒስቴር ምግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን፣ ኮሚሽን ጉምሩኽን ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባን ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብ መላእ…

ኤች ኣር 6600 እንተፀዲቐቑ ኢትዮጵያን ፅግዕተኛ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ዝገብር ስለዝኾነ ንኸይፀድቕ ኩሉ ክሰርሕ ይግባእ – ኣምባሳዳር ዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊ ኤች ኣር 6600ን  ኤስ 3199ን እንተፀዲቐቑ ኢትዮጵያን ፅግዕተኛ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ዝገብር ስለዝኾነ ንኸይፀድቕ ኩሉ ክሰርሕ ከምዝግባእ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳዳር ዲና ሓቲቶም። ኣምባሳደር ዲና ሎሚ መዓልቲ ኣብ…