43 ዓለም ለኸን ሃገር ለኸን ጉባኤታት ዘተኣናገደ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ክሳብ ሕዚ 43 ዓለም ለኸ፣ ኣህጉራዊን ሃገራዊን ጉባኤታት ብዓወት ኣተኣናጊዱ፡፡
ላዕለዋይ ክኢላ ዕዳጋን መፅናዕቲን እቲ ማእኸል ኣይተ ቴዎድሮስ ገበያው ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ እቲ ማእኸል ንኣዲስ ኣበባ…