ብማሕር ንምውዳብ ዝተመዝገቡ ደለይቲ ገዛ 20/80ን 40/60ን ናብ ተግባር ንምእታው ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብማሕበራት ሕብረት ስራሕ ብማሕር ንምውዳብ ዝተመዝገቡ ደለይቲ ገዛ 20/80ን 40/60ን ናብ ተግባር ንምእታው ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲን ምምሕዳርን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ
እዋናዊ…