ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ተረባሕነት ህዝቢታት ዘጠናኽር ልምዓት… Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ኩለመዳይ ልምዓትን ተረባሕነትን ህዝቢታት ንምጥንኻር ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ተረባሕነት ልምዓት፣ ሰላምን ሰናይ ምምሕዳርን ንምርግጋፅ እናተወገነ ዝፀንሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ወታደራዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ክተጠናኽር ኢያ – ጄ/ል ፒየር ሺል Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ወታደራዊ ዓውዲ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ድልውቲ ኢያ ኢሎም ኣዛዚ ጦር ምድሪ እታ ሃገር ጄነራል ፒየር ሺል፡፡ ብጄ/ል ፒየር ሺል ዝተመርሐ ወታደራዊ ልኡኽ ፈረንሳይ ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ንኬንያ ብምስዓር ንምድባ ብፀብለልታ ዛዚማ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ውድድር ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንኬንያ መዘናኣ 1 ን 0 ርዒራ፡፡ በዚ ድማ ህም 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንምድባ ብፀብለልታ ብምዝዛም ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክትሓልፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሕብባር ምሕደራ ጉምሩኽ ኢትዮ-ቻይና… Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሕደራ ጉምሩኽ ኢትዮጵያን ቻይናን ትካላዊ ህንፀት ዓቕሚ፣ ልምዓት ትካልን ስሉጥ ኣገልግሎት ጉምሩኽን ምሃብ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዘተ ኣካይዶም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ምሕደራ ጉምሩኽ ቻይና ዋንግ ጁን…
ስፓርት ሲዳማ ቡና ንመቻል ስዒራ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንመቻል 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ቀተወሪ ሰዓት 7፡00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሲዳማ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያሬድ ባየህ ብፍፁም ቅፅዓትን ብፀወታን…
Uncategorized ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ተፀዋዒ ሕብረት ኣፍሪካን ኣሌክሲስ ላሜክ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ተሓከምቲ ቫይረስ ማርበርግ ምንኽኻእ ዝነበሮም ሰባት ተፈልዮም ክትትል እናተገበረሎም ይርከብ – ዶ/ር መቅደስ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ተሓከምቲ ቫይረስ ማርበርግ ምንኽኻእ ዝነበሮም 349 ሰባት ተፈልዮም ክትትል እናተገበረሎም ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዝበለኦ፥ ክሳብ ሕዚ ምርመራ ቫይረስ ማርበርግ ካብ ዝተገበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ተወካሊ ፕሬዝደንት ኮፕ 32 ብምዃን ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ብመሰረት ማዕቐፍ ኮንቬንሽን ክሌማዊ ለውጢ ሕራት መንግስታት ኢትዮጵያ ኣሰናዳኢት ሃገር ኮፕ 32 ምዃና ስዒቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ጌዲዮን ጢሞቴዎስን (ዶ/ር) ተወካሊ ፕሬዝደንት ኮፕ 32 ብምግባር ከምዝመደበ እንትገልፅ ሓጎስ ይስመዖ። ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መራሕቲ ሃገራት ቼክ ሪፐብሊክ፣ ሃንጋሪ፣ ስሎቫክያን ክሮሽያን ተዛቲዮም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስቶም መራሕቲ ዝተዛተዩ፤ ጎድና ጎድኒ 7ይ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኢዩ። እቲ ዘተ ብዋናነት ኣብ ሞንጎ እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ኣመራርሓ “እረኣእያ መንግስቲ መደመር ብራኸ ዘፈራት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ስልጠና እናወሰዱ ከምዝፀንሑ ተሓቢሩ፡፡ ሎሚ…