ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ናውቲ መረፃ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ይውገን ኣሎ።
ህዝቢ እቲ ክልል መረፃ ብነዓል ዋናነት ብመሓዝ ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ምትሕብባር ኣብ ምግባር ከምዝርከብ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡
ኣብ ምምሕዳር ኣዊ ብሄረሰብ ንዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ትኽክለኛ ግዚኡ ሓሊዩ እናተኸፋፈለ ከምዝርከብ ተሓቢሩ፡፡