ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ዝፍጠሩ ዕድለት ብግቡእ ክጥቀሙሎም ከምዝግባእ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ዝፍጠሩ ዕድለት ብግቡእ ክጥቀሙሎም ከምዝግባእ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ። ፈጠርቲ ስራሕ ምስ ኢንቨስተራት ዘራኽብ ዲጂታል መተግበሪ ዕላዊ ዝተገበረ እንትኸውን፥ መናእሰይ ዝፍጠሩ ዕድለት ብግቡእ ክጥቀሙሎም ከምዝግባእ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 9ይ ሃገር ለኸ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ሕብረት ስራሕ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲን ሰመትቲን ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ቀጥታ ምትእስሳር ዕድጊት ዝፍፀመሉ 9ይ ሃገር ለኸ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ሕብረት ስራሕ ተኸፊቱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቢሮ ንግዲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 397 ሽጉጦች፣ 60 ጠያይቲ ክላሽን፣ 13 ሰደፍ ክላሽን ሓደ ክላሽን ዘይሕጋዊ ጦር መሳርሒታት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)397 ሽጉጦች ስራሕ ቱርኪ፣ 60 ጠያይቲ ክላሽን፣ 13 ሰደፍ ክላሽን ሓደ ክላሽን ዘይሕጋዊ ጦር መሳርሒታት ከምዝሓዘ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ ምዕራብ ኣርማጨሆ ኣፍሊጡ። ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ ኣርማጨሆ ውዳበ ፀፅታ ምስ ሕብረተሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝዓነዉ ሆቴላትን መባፅሕቲ ቱሪዝምን መሊስካ ንምጥያሽ ወፍሪ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ብሞያይ ንሃገረይ” ተባሂሉ ዝተሰየመ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ሆቴላትን መባፅሕቲ ቱሪዝምን መሊስካ ንምጥያሽ ወፍሪ ተጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተውሃበ ጋዜጣዊ መግለፂ ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ሆቴልን መሰል መስርሒ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣፍሪካ ስዋሂሊ ቋንቋ ስራሕ ንክኸውን ዝቐረበ ሕቶ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 3 ለካቲት 3፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ፊሊፕ ምፓንጎ 55 ኣባል ሃገራት ንዘለውኡ ሕብረት ኣፍሪካ ስዋሂሊ ቋንቋ ስራሕ ንክኸውን ዘቕረብዎ ሕቶ ፀዲቑ። ዉሳኔዉ የፀደቀዉ የታንዛኒያ ምክትል ፕሬዝዳንት ፊሊፕ ምፓንጎ ለአፍሪካ ህብረት ያቀረቡትን ጥያቄ ተከትሎ መሆኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ዶብ ሱዳን ምስ ካልኦት ፅንፈኛ ሓይሊታት ምትእስሳር ብምፍጣር ዝገበሮ ምንቅስቓስ ምፍሻል ተኻኢሉ – ጄነራል ጌታቸው ጉዲና Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ዶብ ሱዳን ምስ ካልኦት ፅንፈኛ ሓይሊታት ምትእስሳር ብምፍጣር ዝገበሮ ምንቅስቓስ ምፍሻል ከምዝተኽኣለ ዋና ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ጄነራል ጌታቸው ጉዲና ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ግምባር እናገበሮ ዝርከብ መጥቃዕቲ…
Uncategorized መበል ዓስራይ ጥቆማ ሕፁያት ህያብ እወንታዊ ሰብ ፅባሕ ዓርቢ ከምዝጅመር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት 3፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ጥቆማ ሕፁያት ህያብ እወንታዊ ሰብ ፅባሕ ዓርቢ ከምዝጅመር ትካል ገባሪ ሰናይ ሽልማት እወንታዊ ሰብ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት እውን ንኢትጵያ እወንታ ዝሓሰቡን ዝገበሩን ኢትዮጵያውያን ብብርኪ ሃገር ኣፍልጦ እናተውሃበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኾነ ይኹ ሰብ ፍቓድ እንተይወሰደ ኮሚቴ ገባሪ ሰናይ ብምጥያሽ ገንዘብ ናይ ምትእኽኻብ ዜና ከይሰርሕ ተኸልኪሉ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹ ሰብ ፍቓድ እንተይወሰደ ኮሚቴ ገባሪ ሰናይ ብምጥያሽ ገንዘብ ናይ ምትእኽኻብ ዜና ከይሰርሕ ከምዝተኸልከለ በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣፍሊጡ። ካብቲ በዓል መዚ ፍቓድ ዘይብሎም ኮሚቴ ገባሪ ሰናይ ኣጣይሾም፣ ገንዘብ እናተኣኻኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣብ ትልሚ ቀፀልቲ 100 መዓልታት ትካላት መንግስቲ ዘተ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣብ ትልሚ ቀፀልቲ 100 መዓልታት ትካላት መንግስቲ ዘተ ኣካይዱ። እቲ ቤት ዕዮ ዘካየዶ ዘተ፥ ፅርየት፣ ውፅኢታውነትን ምትሕብባርን ትልሚ ትካላት ንክህሉ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ትልሚ ብብርኪ ፌዴራል ዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያ ኣዋሽ ኢንሹራንስ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን 36 ሚሊየን ብር ዕድጊት ቦንድ ፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት 3፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኣዋሽ ኢንሹራንስ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን 36 ሚሊየን ብር ዕድጊት ቦንድ ፈፂሙ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስክር ነጋሽ ከምዝበልዎ፥ እቲ…