Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ  ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልውውጥ ልምዲ ንምግባር ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ጉጅለ  ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ብሚኒስቴር ሕርሻ ናይጄሪያ ሙሃመድ ማሃሙድ ኣቡበከር ዝምራሕ ልኡኽ፥ 7 ኣመሓደርቲ ግዝኣታት ሓዊሱ 30 ኣባላት ዘካተተ…

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ምምሕልላፉ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዮናስ ዘውዴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ንህንፀት ማእኸል ባህሊ ቻይና ዝቐረበ ሕቶ ካቢኔ እታ ከተማ ከምዘፅደቖ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጎንደርን ባህርዳርን ኣቋፁዎ ዝነበረ በረራ ከምዝቐፀሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትማሊ ብምኽንያት ኩነታት ኣየር ናብ ጎንደርን ባህርዳርን ኣቋፁዎ ዝነበረ በረራ ሎሚ መዓልቲ ከምዝቐፀሎ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ብዝተፈጠረ ብትእጉጓ ንዓማዊል ይቕሬታ ሓቲቱ ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ…

ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ካብ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልምዲ ንምውሳድ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣይተ መላኩ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበሉዎ፥…

ዳያስፖራ ናብ ሃገር ምምፅኡ ኣብ ዓውዲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ልዑል ዓወት ተረኺቡሉ ኢዩ – ኤጀንሲ ዳያስፖራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ናብ ሃገር ምምፅኡ ኣብ ዓውዲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ልዑል ዓወት ከምዝተረኸበሉ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ዶክተር መሓመድ እንድሪስ ገሊፆም። ዳያስፖራታት ናብ ሃገር ምምፅኡ ሕድሕድ ምፍላጥ ንኽህሉን ኣምባሳደር ሃገሮም…

ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ተዓዋቲት ፅዋዕ ኣፍሪካ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣብ መበል 33 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሻምፒዮን ኮይና። ሃገራውያን ጋንታታት ሴኔጋልን ግብፅ ዘራኸበ ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ፥ ኣብ ስሩዕን ተወሳኺ ሰዓትን ብርቱ ንሕን ሽቶ ክምዝገብ ስለዘይከኣል ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ…

ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊየስ ማዳ ባዮን ጉጅለ ልኡኾምን ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ዑደት ገይሮም። ዳይሬክተር ዶክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው ነቶም ዑደተኛታት እቲ ትካል ኣብ ክሊ ዝሰርሖም ስራሕቲ መብርሂ ሂቦም።…

ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብምኽኒያት ድርቂ ኣብ ቦሮናን ዞባ ምብራቕ ጎጂን ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ምግቢ እንስሳትን ሽሩጭን ኢዩ ተባሂሉ። ነቲ ደገፍ ኣበገዳታትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ መስቀል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ጆናስ ጋህርስቶር ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ውፅኢታዊ ዘተ ቴሌፎን ከምዝገበሩ ገሊፆም። ቀዳማይ…

ናርዶስ በቀለ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኮይነን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንናርዶስ በቀለ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ (ኔፓድ) ኮይነን ተሸይመን። መበል 35 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይ ትማሊ ውዕሉኡ ንኢትዮጵያዊት ናርዶስ በቀለ ዋና ፈፃሚት ስራ እቲ ኤጀንሲ…