ንማእኸለዎት ደቂኣንስትዮ መራሕቲ ዝተሰናደአ ፕሬዚዳንታዊ መሪሕነት ስልጠና ኣብ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማእኸለዎት ደቂኣንስትዮ መራሕቲ ዝተሰናደአ ፕሬዚዳንታዊ መሪሕነት ስልጠና ኣብ ሱሉልታ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ ብዕሊ ተጀሚሩ።
እቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብዕሊ ምኽፋተን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…