ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥምረት ማእኸላት መማዕበሊ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ጥምረት ማእኸላት መማዕበሊ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጣይሹ፡፡ ዕላማ እቲ ጥምረት ዩኒቨርሲቲታት ብውልቀ ዝግበሩ መፅናዕቲን ምርምራትን ብምምዕባል ብሓባር ናብ ዕዳጋ ምውፃእን ምድንፋዕን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽኽበር እኹል ምድላው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብዓወት ንኽኽበር ኣድላዪ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ተወጊኑ፡፡ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን፤ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ከተማ ሆሳእና ካብ 25 ክሳብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 7ይ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ቀፃሊ ሰኑይ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ ኣንጎላ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ምሕዝነት ክልቲአን ትካላት 25 ዓመታት ከምዘቑፀረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 1920ታት ካብ ኢትዮጵያ ዝተወሰዱ 12 ክባር ሓድጊታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 1920ታት ካብ ኢትዮጵያ ዝተወሰዱ 12 ክባር ሓድጊታት ትካል መፅናዕቲን ምርምርን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተረኪቡ፡፡ ፍሉጥ ፕሮፌሰር ኒውክሌር ሳይንስ ራሞን ቫይስ ኣቦ ሓጎኦም ቅድሚ 100 ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ጀርመን ኣብ ዝነበሩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረንሳይ ነኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ልምዓት ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ – ኣምባሳደር ኣሌክሲስ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲን ጥዕና ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሌክሲስ ላሜክን፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ኣሌክሲስ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘለዋ ገፀ በረከት ተፈጥሮ ንቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ተመራፂት ይብራ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሳተፍቲ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ስዑድ ዓረብ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ስዑድ ዓረብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ገፀ በረከት ተፈጥሮ ንቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ተመራፂት ዝገብራ ኢዩ ኢሎም። እቶም ኣባልት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መንደር ቤኑና ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ መብፅሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ማሌዢያን ኣብ ወሰንቲ ዓውዲታት ልምዓት ምትሕብባረን ከጠናኽራ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያና ማሌዢያን ንግዲን ኢንቨስትመንትን ሓዊሱ ኣብ ወሰንቲ ዓውዲታት ልምዓት ምትሕብባረን ከጠናኽራ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። ላዕለዋይ ቢዝነስ ፎረም ኢትዮጵያን ማሌዢያን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኢብራሂም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኢብራሂም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋን ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስን ዑደት ገይሮም፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ቀዳማይ ሚኒስትር ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኩርዓት መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ኣብ ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ብተመጣጣኒ ሓገዝ ወነንቲ ገዛ ንምግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ልምዓት ገዛ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ከተማ ብተመጣጣኒ ሓገዝ ወነንቲ ገዛ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ 10ይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10ይ ፎረም ከተማታ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 6 ሕዳር 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ እናተኻየደ ዝቐነየ 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ፡፡ ኣብቲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ፤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ፣…