ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ሚሳኤል ባላስቲክ ናብ ባሕሪ ኣወንጪፋ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሚሳኤል ባላስቲክ ብዕዉት ኩነታት ናብ ባሕሪ ከምዘወንጨፈት ኣፍሊጣ። መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኮንፈረንስ ገዛኢ ፓርቲ እታ ሃገር ወታደራዊ ዓቕሚ ዝበለፀ ንምዕባይ ቃል ምእታዎም ይዝከር፡፡ ነዚ ስዒቡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቤት ዕዮ ሚኒስቴራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ወረዳ ጉባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለን ቤት ዕዮ ሚኒስቴራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝርከበሉ ወረዳ ጉባ ይካየድ ኣሎ። ኣብዚ ዓመት ኢኮኖሚ ብዙሓት ፈተናታት ዘንፀላለዉዎ ይኹ እምበር፥ ኣብ ቀንዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝቕፅል ሰንበት ወፍሪ ምንቅስቓስ የኣክል ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅል ሰንበት ወፍሪ ምንቅስቓስ የኣክል ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብቲ ዕለት ዕዱማት ብሓደ ኮይኖም ምንቅስቓስ ኣክል ንዓለም ከምዘርእዩ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራታት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ቦሩ ሜዳ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ቦሩ ሜዳ ዘብፀሖ ከቢድ ክሳራ ዳያስፖራታት ብኣካል ተረኺቦም ተዓዚቦምዎ። ኣብቲ እዋን ድማ ሓገዝ ሕክምና ሰብ ስራሕ ኣካል ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህብ እቲ ሆስፒታል፥ በቲ ጉጅለ ሙሉእ ሙሉእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ዉሽጢ ዓዲ እንናኣትዉ ዘለዉ ኢትዮጵያዉያን ዝገብርዎ ድጋፍ ኣጠናኺሮም ቀፂሎም ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብኹናት ጉድአት ዝበፅሖም ዜጋታት መሊስካ ንምጥያሽ ካብ ወፃኢ ናብ ዉሽጢ ዓዲ እናኣተዉ ዘለዉ ኢትዮጵያዉያን ዝገብርዎ ድጋፍ ኣጠናኺሮም ከምዝቐፀሉ ተገሊፁ፡፡ ሎሚ እዉን ካብ ዲሲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምእታዉ ዝርከቡ ኢትዮጵያዉያን ኣብ እዋን በረራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ንተመዛበልትን ልዕሊ ብር 4 ሚሊዮን ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባን ነባርነቶም ኣብ ኣትላንታ ዝገበሩ ኢትዮጵያውያንን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ንተመዛበልትን ልዕሊ ብር 4 ሚሊዮን ዘውፅእ ድጋፍ ገይሮም። ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ደሳለኝ ጴጥሮስ÷ እቲ ኣካዳሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ታሪኽ ዘይምስምዕማዓት ንምፍታሕ ሙሁራት እቲ ዓውዲ ግደኦም ንኽዋፅኡ ፃዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ታሪኽ ዘይምስምዕማዓት ንምፍታሕ ሙሁራት እቲ ዓውዲ ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ፃዒት ቀሪቡ። ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ዘሰናደኦ “ኣበርክቶ ታሪኻውነት ንብሄራዊ ምርድዳእን ግደ ሙሁራንን” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ልዝብ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ልዝብ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ እዋናዊን ስሩዕን ናይ 6 ወርሒ ተግባራት ኣፈፃፅማ፣ ተመዛበልቲ መሊስካ ምጥያሽን ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝምልከት ምይይጥ ከምዝገብር ካብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሁዋዌ ኢትዮጵያ ተሰናድኦ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ከምዝድግፍ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ዓመት እተሰናድኦ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ከምዝድግፍ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ኣሊ፤ ኣብ ጉጅለ ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ምስ ምኽትል ኣፈፃሚ ስራሕ ቻርለስ ዲንግ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ገይሮም። ኣብ ጣሊያን ፔሩጂያ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ተውልደ ኢትዮጵያውያንን ከምኡ እውን ፈተውቲ ኢትዮጵያ ብግብረ ራዕዲ…