ቀ/ሚ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕብራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ…