ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሃዲያ ሆሳእና ክፃወታ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 13 ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሃዲያ ሆሳእና ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ።
ክሳብ ሕዚ ብዝተገበሩ ፀወታታት ስዕረት ዘየጋጠማ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ደረጃኣ ንምሕላውን…