Fana: At a Speed of Life!

2 ነጥብ 3 ቢሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ናብ ሃገር ምስሓብ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣብዚ በጀት ዓመት ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 2 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ናብታ ሃገር ከምዝሰሓበ ተገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ኣብ ዓውዲ…

ስሩዕ ኣኬባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 48 ስሩዕ ኣኬባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ፡፡ እቲ ኣኼባ “ምርግጋፅ ዘላቒ ቀረብን ፅሬትን ማይ ምዕዋት ሸቶታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ክካየድ ፀኒሑ፡፡ ኣባል ሃገራት…

ዓወት ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ንምቕፃል ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕባባር ክሰርሕ እየ – ባንኪ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ዓለም ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝተመዝገቡ ዓወታት ቀፃልነት ንምሃብ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምሕዝነት ብምጥንኻር ክቕፅል እዩ ኢሎም ማኔጂንግ ዳይሬክተር እቲ ባንኪ ኣና ቤርዴ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር እቲ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሌሶቶ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሌሶቶ ንቶሜንግ ማጃራ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን። እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስበፅሓ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል…

ዲጂታላይዜሽን ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንኣባላት ሃገራት ብተሞክሮ ዝቐርብ እዩ – ሕብረት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዲጂታላይዜሽን ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንኣባላት ሃገራት ብተሞክሮ ዝቐርብ እዩ ኢሉ ሕብረት ኣፍሪካ፡፡ ኮሚሽን ሕርሻ፣ ጉዳያት ገጠርን ዘላቒ ልምዓትን እቲ ሕብረት ሞሲስ ቪላካቲ ምስ ጎና ጎኒ ኣኼባ ፈፀምቲ ስረሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ካቢነ ኬን፣ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ዲያስፖራን ሙሳሊያ ሙዳቫዲ (ዶ/ር) ተመያይጦም። ክልቲኦም ሚኒስትራት ምስ ጎና ጎኒ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት…

ሓድነት፣ ተኣማንነት፣ ዋጋ ዋንነት ሃገር ዝኾነ ዓወት ዓድዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓወት ዓድዋ ዋጋ ሓድነት፣ ተኣማንነት፣ ሓላፍነት ዋጋ ሃገራዊ ዋንነትን እዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዮሴፍ ቤኮ (ዶ/ር) ። ብምኽንያት 2ይ ዓመት ህንፀት ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቶም "ሕድሪ ዓድዋ ንሎሚ ኢትዮጵያ ንናይ…

ኣብ ከተማ ኣሰላ ማእከል ኣገልግሎት ሓደ መሶብ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣሰላ ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ መሶብ ሎሚ ተመሪቑ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ክልል ኦሮምያ ፓርቲ ብልፅግና መንግስቱ በቀለ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ እቲ…

ናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስራሕቲ መንግስቲን ፓርቲን ድጋፋዊ ሱፐርቪዥን መዛዘሚ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2018 ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስራሕቲ መንግስቲን ፓርቲን ሱፐርቪዥን ድጋፋዊ መዛዘሚ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ሓዊሱ…

80 ሚኢታዊ እታዎታት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብውሽጢ ሃገር ምምላእ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ 80 ሚኢታዊ እታወታት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ኣቕረብቲ ንምምላእ ተኻኢሉ ኢሉ። ፈፃሚ ስራሕ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን ኣንዋር ኣብራር ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፤ ኣብ ውሽጢ ዓዲ…