Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 11 ሆቴላት በዓል ሓሙሽተ ደረጃ ኮኾብ ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣብ ዘካየዶ ደረጃ ምደባ ሽዱሽተ ሓደሽቲ ሆቴላት ሓዊሱ 40 ሆቴላት ኣብ ውሽጢ ደረጃ ኮኾብ ኣትዮም፡፡ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ደረጃ ኮኾብ ውሽጢ ዝነበሩ 15 ሆቴላት ድማ ብዝተፈለየ ምኽንያት ኮኾበን ተወሲዱዎም፡፡ ካብቶም ደረጃ…

ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 700 ዜጋታት ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ውሽጢ ዝነበሩ 700 ሰባት ክሳብ ሕዚ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም ኢሉ፡፡ ውሃቢ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ሎሚ ሰሙናዊ መግለፂ ከምዝበልዎ÷ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ…

ሰልጠንቲ ሰመር ካምፕ ፀገም ዝፈትሑ ምህዞታት ምስራሕ ክኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣካዳሚ ሳይንስን ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነት (ኢንሳ) ኣብ ሰመር ካምፕ ስልጠና ዝወስዱ ሰገናት ፀገም ዝፈትሑ ምህዞታት ምስራሕ ክኢሎም። ሰልጠና ምርካቦም ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፤ ብዝረኸብዎ ስልጠና መጥቃዕቲ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት 46 ዊልቼራት ንጉዱኣት ኣካል ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝነብሩ ጉዱኣት ኣካል ንዝተቃልዑ ቆልዑን ዓበይትን 46 ዊልቼራት ኣበርኪቱ።‎ እቲ ደገፍ ጉድኣት ንዝገጠሞም ካብ ገዛ ወፂኦም ንምንቅስቓስ ይኹን ናብ ቤት ትምህርቲ ክኸዱ ዘይኽእሉ ፀገም…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛትዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ቤተ መንግስቲ ኢዮቤልዩ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ዑደት ምግባሮም ገሊፆም፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ኢንስቲትዩት ካብ መሬት ክሳብ ህዋ ዘለው መረዳእታታት ብምትንታን ስራሕቲ ምርምር ዘካይድ ትካል ምዃኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ካብ ጎንደር ናብ ባህርዳር 18 ሰባት ፅዒና ትጉዓዝ ዝነበረት ሚኒባስ ኣብ ጥቓ ንኡስ ጣብያ ይፋግ ምስ ደው ኢላ ዝነበረት ኤፍ ኤስ ኣር መኪና ብምግጫዋ እቲ…

ኣብ 24 ትካላት ዝተሃነፁ ስማርት ኮሙኒኬሽን ክፍሊታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ 10 ትካላት ፌደራል፣ ኣብ 12 ርእሰ ምምሕዳራት ክልላትን ክልተ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ከተማን ዝተሃነፁ 24 ስማርት ኮሙኒኬሽን ክፍልታት ሎሚ ኣመሪቑ። እቲ ሚኒስቴር ኩሎም ስማርት ክፍልታት ሎሚ ብተመሳሳሊ…

እኹል ቀረብ ፍርያት እንቋቑሖ ንኽህሉ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘጋጠመ ወሰኽ ዋጋ እንቋቑሖ ንምርግጋዕ ኣብ ዕዳጋ ሰንበት እኹል ቀረብ ፍርያት እንቋቑሖ ንኽህሉ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘካየዶ መፅናዕቲ ዕዳጋ ሓደ እንቋቑሖ ካብ 20 ክሳብ 21 ብር…

ሓደጋታት ብርእሰ ዓቕሚ ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ዘደልዮም ክፋላት ሕብረተሰብ 86 ሚኢታዊ ንኽንኪ ምግባሩ ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ስራሕ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ኮሚሽነር ኣምባሳደር ሽፈራው ተኽለ ማርያም (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ኣብ 2018 ዓ.ም ኣብታ ሃገር…