ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ን446 ዓቕመ ደካማን ተለዓልቲ ልምዓትን መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ን446 ዓቕመ ደካማን ተለዓልቲ ልምዓትን መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን፡፡
ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ከባቢ 22 ዝተሃነፀ በዓል ኣርባዕተ ደብሪ ህንፃ ብዓል ፋሲካ…