ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቤላሩስ ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዓለም ለኸ ኣቶሚክ ፎረም ጎና ጎኒ ምስ ፕሬዚዳንት ቤላሩስ ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ዘትዮም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ምስ ፕሬዚዳንት ቤላሩስ…