ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃይማኖታዊ ትካላት ንዝኾነ ፖለቲካ ኣጀንዳ መፈፀሚ ክኾኑ ኣይግባእን – ሚኒስቴር ሰላም mizan mekonen Jun 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ትካላት ሃይማኖት ንዝኾነ ይኹን ፖለቲካ ኣጀንዳ መፈፀሚ ክውዕላ የብለንን ኢሉ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። እቲ ሚኒስትር እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዞባ አርሲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተውሃበ መግለፂ mizan mekonen Jun 6, 2026 0 24 ግንቦት 2018 ንጉሆ፤ ጩራታት ወጋሕታ ኣብ ልዕሊ ነዋሕቲ ኣኽራናት ኢትዮጵያ ከይተበተነን ፀልማት ከይወረደን ኢትዮጵያውያን ነዊሕ ሪጋ ሒዞም ተሰሊፎም። ኣብ ጅማ፣ ድሬዳዋ፣ ሃዋሳ፣ ባህርዳር፣ ከምኡ እውን ሽሞም ኣብ ዓለም ለኸ ጋዜጣዊ ዜና ፈፂሙ ክወፅእ ዘይክእሉ ከተማታትን መንደራትን፤ ደቂ…
ስፓርት ሕፁያት ብሉፅ ተፃዋታይ ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዕላዊ ኮይኑ mizan mekonen Jun 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ውድድር ዓመት ስፖርት 2025/26 ሕፁያት ብሉፅ ተፃዋታይ ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዕላዊ ኮይኑ። ኣርሰናል ብሰለስተ ተፃወትቲ ተሓፅዮም ኣብ ቅድሚት ትርከብ እንትትኾን፤ ጋብሬል ማጋሌሽ፣ ዴቪድ ራያን ዴክላን ራይስን…
ጥዕና ወፍሪ ክታበት ሕማም ንፍዮ ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ይውሃብ ኣሎ mizan mekonen Jun 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ሶማሌን ደቡብ ኢትዮጵያን ሕማም ንፍዮ ንምክልኻል ልዕሊ 418 ሺሕ ህፃናት ንምኽታብ ተተሊሙ ይስራሕ ኣሎ። በዓል ሞያ ውሃቢ ምላሽ ብክታበት ክከላኸል ዝኽእል ኣብ ጥዕና ኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤልን ሊባኖስን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምክያድ ሰማዕሚዔን mizan mekonen Jun 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እስራኤልን ሊባኖስን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምክያድ ተሰማዕሚዔን፡፡ ክልቲኤን ሃገራት ሄዝቦላህ ሓዊሱ ካልኦት ዕጡቓት ጉጅለታት ብምውፃእ ሰራዊት ሊባኖስ ጥራሕ ዝቆፃፀሮም ከባቢታት ንምምስራት ምስምዕምዖም እዩ ዝተገለፀ፡፡…
ስፓርት ፊፋ ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፕላስቲክ ናውቲ ናብ ስታዲየም ከይኣትዉ ኣጊዱ mizan mekonen Jun 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ (ፊፋ) ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ተዓዘብቲ እቲ ውድድር ናይ ፕላስቲክ ናውታት ናብ ስታዲየም ሒዝካ ምእታው ከምዘይክኣል ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓድሽ ደንቢ ተዓዘብቲ ዳግማይ ኣብ ረብሓ ክውዕሉ ዝኽእሉ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ መረፃ ህዝቢ ክልል ጋምቤላ ንዴሞክራሲን ሰላማዊ ፖለቲካን ዘለዎ ድልየት ዝተረኣየሉ እዩ mizan mekonen Jun 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ህዝቢ ንዲሞክራስን ሰላማዊ ፖለቲካን ዘለዎ ድሌት ዘርአየሉ እዩ ኢሉ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፖለቲካዊ ውድባት ክልል ጋምቤላ። ኣብ ክልል ጋምቤላ ህዝቢ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ብሰላማዊ መገዲ ድምፂ ምሃቡ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢጋድ ኣብ ሶማሊያ ዝተፈጠረ ቅልውላው ንኹሉ ብዝሓቁፍን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕን ፃውዒት ኣቕሪቡ mizan mekonen Jun 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ሶማሊያ ዝተፈጠረ ዘይምርግጋዕ ንኹሉ ብዝሓቁፍን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕን ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ኣብ ሶማሊያ ርእሰ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ጥቓ ቤተ መንግስቲ ፕሬዚዳንት ከቢድ ድምፂ ቶኽሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ክትሕበኑ ይግባእ – ኡሁሩ ኬንያታ mizan mekonen Jun 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ምክያዳ ኢትዮጵያውያን ክትሕበኑ ይግባእ ኢሎም ነበር ፕሬዚዳት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ። ልኡኽ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ ዝመርሑ ኡሁሩ ኬንያታ ምስ ልኡኽ ተዓዛቢ ጉጅለ ኢጋድ ብምዃን ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ግዝያዊ ውፅኢት መረፃ ተለጢፉ mizan mekonen Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ግዝያዊ ውፅኢት መረፃ እናተለጠፈ እንትኾን፤ መረፅቲ እውን እቲ ውፅኢት ይርእይዎ ኣለው። በዚ ድማ ኣብ ከተማ ዲላ፣ ኣብ ዞባ ወላይታ ወረዳ ሶዶ ከምኡ እውን ግዝያዊ መረፃ ክልል ኣብ…