Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሓደ መዓልቲ ልዕሊ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ዝተተለመ ትልሚ ልዕሊ ትልሚ ተዓዊቱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሓደ መዓልቲ ልዕሊ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ዝተተለመ ትልሚ ልዕሊ ትልሚ ተዓዊቱ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ኢትዮጵያውያን እንትተሓባበሩ…

ሓምለዋይ ኣሰር ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ እጃሙ ልዑል እዩ – ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓምለዋይ ኣሰር ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅን ተሓዳሲ ሓይሊ ንምስፍሕፋሕን እጃሙ ልዑል እዩ ኢለን ሓላፊት ፕሬስ ሴክሪታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም፡፡ ቢልለኔ ስዩም ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ፈልሲ ብምትካል ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ተፀዋዕቲ ትካላትን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ብምስታፍ ኣሰሮም ኣንቢሮም፡፡ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እተን ትካላት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡ ኣብ…

ተሓባቢርና ብምትካል ንደቅና ሓምለዋይ ሃገር ክነውርሶም ኢና – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ተሓባቢርና ብምትካል ንደቅና ሓምለዋይ ሃገር ክነውርሶም ኢና ኢሎም፡፡ ሚኒስትሪ ትምህርቲን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይቲ ፈልሲ ተኺሎም።…

ብልፅግና ኢትዮጵያ ካብ ዘረጋግፁ ወሰንቲ ተግባራት ሓምለዋይ ኣሰር ቀንዲ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብልፅግና ኢትዮጵያ ካብ ዘረጋግፁ ወሰንቲ ተግባራት ውሽጢ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ቀንዲ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ፡፡ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክፍለ ከተማ እንጦጦ መነ ኣቢቹ ወረዳ ኣካኮ…

ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ ይኸፍት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓምለዋይ ኣሰር ንኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ ይኸፍት ኣሎ ኢሎም ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣብ ዝካየድ መርሃ…

ክሳብ ሕዚ 517 ነጥብ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ካብ ንጎሆ ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ 517 ነጥብ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ። 21 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሰባት ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም። ክሳብ ሕዚ 74 ሚኢታዊ ትልሚ…

ኣብ ሩሲያ ምንቅጥቃጥ መሬት ስዒቡ ዝበፅሐ ሱናሚ ዘስዐቦ ስግኣት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሩስያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ስዒቡ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ከቢድ ሓደጋ ስግኣት ሱናሚ ተፈጢሩሎም፡፡ ሩሲያ ኣብ ምብራቓዊ ገማገም ባሕሪ ዝበፅሐ ብሬክተር ስኬል 8 ነጥቢ 8 ዝተመዝገበ ምንቅጥቃጥ መሬት ስዒቡ ኣብ ዙርያ ውቅያኖስ ፓስፊክ…

ባየር ሙኒክ ንሉዊስ ዲያዝ ምፍራማ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባየር ሙኒክ ንኮሎምብያዊ ኣጥቃዓይ ሉዊስ ዲያዝ ምፍራማ ዕላዊ ገይራ። ሓያል ክለብ ጀርመን ባየር ሙኒክ ነዚ ወዲ 28 ዓመት ጥቃዓይ ተፃዋቲ ሊቨርፑል ብ65 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ኣፈሪማቶ። እቲ ኮሎምብያዊ ተፃዋቲ ምስ ሙኒክ ን4 ዓመት…

ሃገራዊ ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ራብዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር 28ን 29ን ሓምለ 2017 ዓ.ም ክካየድ እዩ፡፡ ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሎቀ ትጉሃን ቀሺ ታጋይ ታደለ እቲ ጉባኤ ሰላም ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ልዕሊ 300 ሰባት ኣብቲ…