Fana: At a Speed of Life!

ብቶተንሃም ሆትስፐር እናተደለየ ዝርከብ ኣሰልጣኒ ሮቤርቶ ዲዘርቢ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለብ ሰሜን ለንደን ቶተንሃም ጣሊያናዊ ኣሰልጣኒ ሮቤርቶ ዲዘርቢ ንምፍራም ድሌታ ኣለዋ። ትማሊ ንኣሰልጣኒኣ ኢጎር ቱዶር ዘባረረት ቶተንሃም ሆትስፐር ሮቤርቶ ዲዘርቢ ብቀዋሚነት ጉጅለ ኣሰልጣኒኣ ገይራ ክትቀፅር ከምትደሊ ተሓቢሩ፡፡…

ክታበት ምክልካል ሕማም ፖልዮ ይውሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክታበት ምክልካል ሕማም ፖልዮ ሎሚ ተጀሚሩ ኢሉ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ። እቲ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ፖልዮ ክሳብ 21 መጋቢት 2018 ዝፀንሕ ኮይኑ፤ ዕድሚኦም ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህፃናት ንልዕሊ 17 ሚሊየን ንምኽታብ…

ትራምፕ ኣብ ኢራን ንፍፅሞ ኢና ንዝበልዎ መጥቃዕቲ ዘቐመጥዎ ግዜ ገደብ ዳግማይ ኣናዊሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ወሽመጥ ሆርሙዝ እንተዘይተኸፊቱ መጥቃዕቲ መሰረተ ልምዓታት ንዝፈፀምዎ ናይ ግዜ ገደብ ዳግማይ ኣናዊሖም። እቶም ፕሬዚዳንት ቅድሚ ሰሙን ኢራን ወሽመጥ ሆርሙዝ ኣብ 48 ሰዓታት ውሽጢ ክፍቲ…

15ሺሕን 492 ተጠቀምቲ ካብ ፅግዕተኛነት ናብ ኣፍራይነት ብምስግጋር ኣመሪቕና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምግብ ዋሕስናን ብቕዓት መናእሰይን ልምምድ ስራሕ ፕሮግራም 15ሺሕ 492 ተጠቀምቲ ካብ ፅግዕተኛነት ናብ ኣፍራይነት ብምስግጋር ኣመሪቕ ኢለን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን…

ዋሊድ ሃረር ውቁብ ባህሊ ህዝቢ ሃረሪ ከም ወርሕን ከዋኽብትን ዝደምቀሉ ቦታ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ብምኽንያት በዓል ሹዋሊድ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ምሸት ሹዋሊድ ውቁብ ባህሊ ህዝቢ ሃረሪ ከም ወርሕን ከዋኽብትን ዝደምቀሉ ፍሉይ ደርፍታትን ምርኢታትን ዘለዎ…

ኢትዮጵያ ብሃገር በቀል ኢኮኖሚ ሪፎርም ብምምራሕ ተወዳዳሪ ዘፈር ኢንቨስትመንት ትሃንፅ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ኢትዮጵያ ብኢኮኖሚ ሪፎርም ብምምራሕ ተወዳዳሪ ዘፈር ኢንቨስትመንት ትሃንፅ ከምዘላ ገሊፆም። 4ይ ኢንቨስት ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ቢዝነስ ፎረም “ንቢዝነስ ስራሕ ድልውቲ ዝኾነት…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ መባፅሕ ኢንቨስትመንት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ መባፅሕ ኢንቨስትመንት ክትከውን ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ። ኣብ መርሃ ግብሪ መኽቲ 4ይ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ዝገብሩ ላዕለዋይ ቢዝነስ ፎረም “ኢትዮጵያ…

ኢራን “ ዓርሰይ ንምክልኻል ዝፍፅሞ መጥቃዕትታት ኣጠናኺረ ክቕፅል እየ” ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ነቲ ኲናት ደው ንምባል ምስ ኣሜሪካ ዝርርብ ምጅማራ ንምእማን ኣፀጋሚ እዩ ኢሎም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ኣባስ ኣራጋቺ ከምዝበልዎ፤ ቴህራን ብወገን ፕሬዚዳንት…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዙሓት ፕሮጀክትታት ልምዓት ይሰርሑ ኣለው – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰላምን ምርግጋእን ክልል ኣምሓራ በብእዋኑ እናተመሓየሸ ብምምፅኡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዙሓት ስራሕቲታት ልምዓት ይሰርሑ ኣለው ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዚ ሰሙን ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት…

ብ48 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ 500 ሽሕ ዘመናዊ ቆፃሪታት ንምግጣም ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብ48 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ብብርኪ ሃገር 500 ሽሕ ቅድመ ክፍሊት ስማርት ቆፃሪታት ንነባሪታትን ሓዱሽ ዓማዊል ዘኽእል ፕሮጀክት ይትግበር ኣሎ። ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣንዋር…