ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተኣማምን ዘላቒ ሰላምን ተሳትፎ ኩሎም ኣካላት ይሓትት – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Feb 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሰላም ዘተኣማምን ዘላቒን ንምግባር ተሳትፎ ኩሎም ኣካላት ይሓትት ኢለን፡፡ 8ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ሰላምን ድሕንነትን ሓበራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ከንቲባ ኣዳነች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ኣዘርባጃን ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ዝተገበሩ ምትሕብባር ምሕዝነትና እናዕበየ መፂኡ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Feb 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ምስ ኣዘርባጃን ዘለና ምሕዝነት ብምትሕብባር እናዓበየ መፂኡ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ ሓበሬታ፤ ፕሬዚዳንት ኢልሃም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እናዓበየ ዝመፀ ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ኢትዮ-ኣዘርባጃን… mizan mekonen Feb 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 1992 ዓ.ም.ፈ ዝተጀመረ ዲፕሎማስያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ሕዚ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ይኣቱ ኣሎ። ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ዝምድናአን ዝያዳ ንምዕባይ ብሓባር ክሰርሓ ዝፀንሓ እንትኾ፤ ብፍላይ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳመይቲ እመቤት ብስም ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መምሃሪ ናውቲ ኣበርኪቱ mizan mekonen Feb 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳመይቲ እመቤት ብስም ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ብምምሕዳር ከተማ ኣምቦ ዝተሃነፀት ቤት ትምህርቲ መምሃሪ ናውቲ ኣበርኪቱ። ትማሊ ኣብ ከተማ ኣምቦ መበል 20 ዓመት መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ዕረፍቲ ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ተኻይዱ።…
Uncategorized ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣዘርባጃን ኣትዩም mizan mekonen Feb 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ብምዃን ናብ ኣዘርባጃን ኣትዮም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት እናተጠናኸረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሻት ብዛዕባ ሃገራዊ ዘተ መሰረት ገይሮም ክፅብፅቡ ተሓቲቱ mizan mekonen Feb 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መራኸብቲ ሓፋሻት ብዛዕባ ሃገራዊ ዘተ መሰረት ገይሮም ክፅብፅቡ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ምስ ኣመራርሓታት መራኸብቲ ትካላትን ሰብ ሞያታትን ቀፃሊ ስራሕ ኮሚሽንን ተሳትፎ መራኸቢ ሓፋሻት ዙርያ ዘተ ኣካይዶም።…
ጥዕና ቀረብ ሕክምና ኦክስጅን ንምምሕያሽ… mizan mekonen Feb 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብብርኪ ሃገር ዘለው ኣፍረይቲ ሕክምና ኦክስጅን ቁፅሪ 85 በፂሑ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ፍሬህይወት ኣበበ ኣብ ኣወሃህባ ሕክምና ኦክስጅን ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና ክልላትን ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን…
ስፓርት ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት በዓል ዋናነት ዓዲጉ mizan mekonen Feb 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖርቱጋላዊ ተፃዋታይ ኣልናስር ክርስትያኖ ሮናልዶ በዓል ዋናነት ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት ዓዲጉ፡፡ ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲ ባላንዶር ኣብ ኣልሜሪያ 25 ሚእታዊት ብፅሒት ምግዝኡ እዩ ዝተገለፀ። ኣልሜሪያ ኣብ ካልኣይ ሊግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ዲጂታል ምዝገባ መራፅቲ ንተኣማንነት መረፃ እጃሙ ልዑል እዩ – ምሁራት mizan mekonen Feb 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መረፅቲን ሕፁያትን ስርዓት ዲጂታል ምዝገባ መራፅቲ ንተኣማንነት መረፃ እጃሙ ልዑል እዩ ኢሎም ምሁራት፡፡ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ መረፅቲን ሕፁያትን ስርዓት ዲጂታል ምዝገባ ከይዲ ሓፈሻዊ መረፃ ተግባራዊ እናተገበረ ይርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕጅ ብግቡእ ብምምሕዳር ድሕንነት ዜጋታት ብምሕላው ንልምዓት ምውዓል ይግባእ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) mizan mekonen Feb 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ውሕጅ ብግቡእ ብምምሕዳር ድሕንነት ዜጋታት ብምሕላው ንልምዓት ምውዓል ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ተፋሰስ ጊቤ ኦሞ ሓጓፍ ሽንጥሮ ጠመተ ዝገበረ ንውሕጅ ተጋላፅቲ ዝኾኑ ኩነታት ንምክልኻል ስራሕ…