ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውደ ምርኢት ሰሙን ሚድሮክ ካብ 26 ነሓሰ ጀሚሩ ክካየድ እዩ mizan mekonen Aug 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግሩፕ ኢንቨስትመንት ሚድሮክ “ሜድሮክ ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ ዓውደ ምርኢት ከካይድ እዩ። ኣብቲ ዓውደ ምርኢት እቲ ትካል ምስ ማሕበረሰብ ዘለዎ ምትእስሳር ንምጥንኻር ዝዓለመ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ጉባኤ ፖርቲታት ፖለቲካ ንተረባሕነት ዜጋታት ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ – ቢቂላ ሁሪሶ (ዶ/ር) mizan mekonen Aug 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 12 ጉባኤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ ኢሎም ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ውድብ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። "ካብ ፖለቲካ ካሳብ ብልፅግና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣክራ ጋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ መረፃ መጅሊስ ፅባሕ ክጅምር እዩ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር ለኸ መረፃ መጅሊስ 2017 ዓ.ም ፅባሕ ክጅምር እዩ ኢሉ ፈፃሚ ቦርድ መረፃ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፡፡ ፈፃሚ ቦርድ መረፃ ኣካቢ ዓብዱልዓዚዝ ኢብራሂም (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ሃገር ለኸ መረፃ መጅሊስ ምዝገባ…
ስፓርት ሪያል ማድሪድ ንፍራንኮ ማስታንቱኖ ብዕሊ ኣፈሪማቶ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ንኣርጀንቲናዊ ተፃዋቲ ፍራንኮ ማስታንቱኖ ካብ ሪቨር ፕሌት ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ እታ ክለብ ነዚ ኣርጀንቲናዊ ተፃዋታይ ንዝውውር 45 ሚሊየን ዩሮ ወፃኢ ገይራ፡፡ እዚ ወዲ 18 ዓመት ተፃዋታይ ኣብ ዕለት ልደቱ ንሽዱሽተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ዲጂታል ፋይናንስ ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስርዓት ዲጂታል ፋይናንስ ንኹሉ ዜጋ ተበፃሒ ንምግባር ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ። 3ይ ጉባኤ ፍልጠት “ፈጠራ ሰብ ስራሕ ብልሒ ብምጥቃም ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ሓዱሽ ዕዳጋን መርኣያታትን ምክፋት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪክስ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ብራዚልን ንምጥንኻር ጥጡሕ ባይታ ፈጢሩ – ኣምባሳደር ልዑልሰገድ ታደሰ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብማዕቀፍ ብሪክስ ዝተረኸበ ፅቡቕ ኣጋጣሚ ብምጥቃም ምስ ብራዚል ዘሎ ኢኮኖሚያዊን ንግዳውን ምትሕብባር ንምጥንኻር እናተሰርሐ እዩ ኢሎም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልዑልሰገድ ታደሰ፡፡ ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት፣ ቱሪዝምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ንሕሙማት ኩላሊት ደገፍ ሕክምና ክገብር ፃውዒት ቀሪቡ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረተሰብ ንሕሙማት ኩላሊት ደገፍ ሕክምና ክገብር ትካል ግብረ ሰናይ ዳያሊሲስ ሕሙማት ኩላሊት ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ትካል ገባሪ ሰናይ ሕሙማት ኩላሊት ንቕለ ተኸላ ክሳብ ዝገብሩ ንሕፅበት ኩላሊት (ዲያሊሲስ) ዘድልዮም ወፃኢታት ንምሽፋን ደገፍ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይናን ህንድን ተቋሪፁ ዝፀንሐ በረራ ኣውሮፕላን ክጅምራ እየን mizan mekonen Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መንጎ ቻይናን ህንድን ንሓሙሽተ ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ቀጥታዊ በረራ ኣውሮፕላን ናብ ዝተፈላለዩ መብፅሒ ቦታታት ክጅመር እየን፡፡ እቲ ውሳነ ኣብ ዓለምና ብዙሕ ህዝቢ ዘለወን ቻይናን ህንድን ዲፕሎማስያዊ ርክብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲ ሕክምና ደገፍ ተገይሩ mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋውንዴሽን ሄኖክ ኣርጋው ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን እታወታትን ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ገይሩ። ነቲ ደገፍ ዝተረከባ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፤ ካብ ዲያስፖራ ክሳብ ውሽጢ ዓዲ ዘለዎም ፀጋታቶም…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ድሕሪ 100 ዓመት ናብ ዕዳጋ ስቶክ ዝተመለሰትሉ mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ድሕሪ 100 ዓመት ናብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ስቶክ ተመሊሳ ኢሉ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ። እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍራዪ ወርቂ ዝተዋፈረ "ኣኮቦ ማዕድናት ኩባንያ" 7 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ብፅሒት ብምዕዳግ ፈላማይ ዓለም ለኸ…