ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መግለፂ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና mizan mekonen Aug 8, 2025 0 ንሕና ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ካብ 30 ሓምለ ክሳብ 2 ነሓሰ 2017 ዓ.ም ኣብ ዘካየድናዮ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዓለም ለኻዊ፣ ኣህጉራዊ፣ ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ብዝርዝር ተዛቲና። ቤት ምኽሪና ሕዚ ኣብ ዘሎ ጂኦ ፖለቲካዊ ኩነታት ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝኽበረሉ መገዲ ተመልኪቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምጅማር ዝሕግዝ ውፅኢታዊ ዘተ ተሳሊጡ – እቲ ኮሚሽን mizan mekonen Aug 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምጅማር ዝሕግዝ ውፅኢታዊ ዘተታት ተሳሊጡ ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፡፡ ኣመራርሓ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን ናብ ክልል ትግራይ ብምኻድ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ምዝታዮም ተሓቢሩ፡፡ ወሃቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ታሕተዎት ተፋሰስ ሃገራት ከምዘይጎድእ ክፍለጥ ይግባእ – ኣይተ ሙሳ ሼኮ mizan mekonen Aug 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከም ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ዝበሉ ሃገራዊ ጉዳያት ዙርያ ረብሓ ሃገር ብምቕዳም ኣብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና ዓረብ ዓለም ቀሪቦም ንኢትዮጵያ ካብ ዝሟገቱ ኣይተ ሙሳ ሼኮ እቶም ሓደ እዮም፡፡ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝርከብ ጣቢያ ኣልጀዚራ ተረኺም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ ኾይኑ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Aug 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ እናኾነ መፂኡ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ኣብ 2025 ወለንታዊ ሕክምና ቻይና ግብረ ሰናይ ኣፍሪካ ልእኽቶን ዓለም ለኸ መርሃ ግብሪ ምጅማር ወፍሪ ወለንታዊ ሕክምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮርያ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት 10 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ገይሩ mizan mekonen Aug 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ኮርያ መንግስቲ ሪፐብሊክ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝውዕል 10 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ገይሩ፡፡ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ኣቡበከር ካምፖ (ዶ/ር) ኣብ እዋን፤ እቲ ትካል ንሰብኣዊ ተግባራት ህፁፅ ፋይናንሳዊ ደገፍ ኣብ…
ስፓርት ቲሞቲ ዊሃ ናብ ማርሴ ተፀንቢሩ mizan mekonen Aug 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ኮኾብ ተፃዋቲ ኩዕሶ እግሪ ወዲ ጆርጅ ዊሃ ቲሞቲ ዊሃ ብክለብ ፈረንሳይ ኦሎምፒክ ደ ማርሴ ብዕሊ ተፀንቢሩ። ብሄራዊ ጉጅለ ኣሜሪካ ተፃዋቲ መስመር ቲሞቲ ዊሃ ካብ ጣሊያን ክለብ ጁቬንቱስ ናብ ኦሎምፒክ ደ ማርሴ ኣምርሑ። እዚ ወዲ 25…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያ ብዲዛይን ዝሓዞም ትሕዝቶታትት ንዓለም ለኸ ኣፍልጦ ተመሪፁ mizan mekonen Aug 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀረባ እዋን ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝተጀመሮ ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያ ብዲዛይን ዝሓዞም ትሕዝቶታትት ንዓለም ለኸ ኣፍልጦ ተመሪፁ፡፡ ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያዊ ሕቡእ ባህሪታትን ሚስጢራትን ብምሓዝ፤ ምዕቡል ቴክኖሎጂ ብምጥቃምን ምንነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕርሻ ዘዘምኑ ቴክኖሎጂታት ናብ ሃገር ንምእታው ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Aug 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ጠለብ ምግቢ ንምምላእ ሕርሻ ዘዘምኑ ውፅኢታት ቴክኖሎጂታት ናብ ሃገር ንምእታው ትሰርሕ ኣላ፡፡ ዋና መካየዲ ስራሕ ናሽናል ኤርወይስ ኣይተ ገዘሃኝ ብሩ ከምዝበልዎ፤ ኣብ ቀረባ እዋን ብሚኒስቴር ሕርሻ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣተው ዘመናዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ከም ኣሰናዳኢት ሃገር ኣብ ለውጢ ካባቢ ኣየር ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ንተሳተፍቲ ክተርኢ እያ mizan mekonen Aug 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ከም ኣሰናዳኢት ሃገር ኣብ ለውጢ ካባቢ ኣየር ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ንተሳተፍቲ ክተርኢ እያ ኢሎም ሚኒስትር ዲኤታ ፕላንን ልምዓትን ስዩም መኮንን፡፡ እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ምድላው ኣመልኪቶም ዝሃብዎ መግለፂ ዝሃቡ እቶም ሚኒስትር ዲኤታ፤…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሞስኮ ዝኣተው ፍሉይ ልኡኽ ዶናልድ ትራምፕ… mizan mekonen Aug 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ስቲቭ ዊትኮፍ ብዛዕባ ኩናት ሩስያን ዩክሬንን ንምዝታይ ናብ ሞስኮ ኣትዩም። እቲ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሞስኮ ቩንኮቮ እንትበፅሑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቀጥተኛ ኢንቨስትመንት ሩሲያ ኪሪል…