ስፓርት ሩበን ዲያዝ ብማንቼስተር ሲቲ ውዕሉ ንምንዋሕ ተሰማሚዑ mizan mekonen Aug 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖርቱጋላዊ ተኸላኻላይ ሩበን ዲያዝ ኣብ ማንቸስተር ሲቲ ንነዊሕ ዓመታት ዝፀንሐ ውዕሊ ንምንዋሕ ተስማዕሚዑ፡፡ ሩበን ዲያዝ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ክሳብ 2027 ዘፅንሕ ኮንትራንት ንተወሳኺ ዓመታት ንምንዋሕ ምስምዕምዑ ክብል ዘ ኣትሌቲክስ ፀብፂቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ሃረር ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም mizan mekonen Aug 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣባላት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ሃረር ካብ መሸጣ መፅሓፍ መደመር ትውልድ ብዝተረኸበ ኣተዊ ኣብ ፓርክ ኢኮ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ፅሓፊ ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለን ተወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ የመን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወቶም ዝሰኣኑ ኢትዮጵያውያን ሓዘኑ ገሊፁ mizan mekonen Aug 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ የመን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወቶም ዝሰኣኑ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ንዝበፅሐ ሓደጋ ሞት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ፡፡ እቲ ዝበፅሐ ሓደጋ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምዃን እቲ ሚኒስቴር ንፋና ዲጂታል ኣብ ዝለኣኾ…
ቢዝነስ ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 118 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ mizan mekonen Aug 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 118 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮነን ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፅዎ፤ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ተተካእቲ ፍርያታት ዝዋፈሩ ኢንተርፕራይዛት 1 ነጥብ 6 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ mizan mekonen Aug 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣብ ኣብ ተተካእቲ ፍርያታት ዝዋፈሩ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ልዕሊ 1 ነጥብ 6 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ ኢሉ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ። ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን ርክብ ህዝቢ እቲ ትካል ኣይተ ሮቤል ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብውፅኢታዊነቱ ዓመታት ዘሕለፈ ትካል እዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ mizan mekonen Aug 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዩኒቨርስቲ ጎንደር ከም ካልኦት ፍሉጣት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብተወዳዳርነት ጥራሕ ዘይኮነስ ብብቕዓት እውን ዓመታት ዝተሳገረ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ትምህርቲ ኮራ ጡሽኔ። ዩኒቨርስቲ ጎንደር መምሃሪ ሆስፒታልን መበል 100 ዓመት ዝኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ብምርግጋዕ ንቀፃሊ ወለዶ ንምትሕልላፍ ግደ ትካላት ሃይማት ልዑል እዩ – ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ mizan mekonen Aug 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር ብምርግጋዕ ናብ ቀፃሊ ወለዶ ኣብ ምትሕልላፍን ግደ ትካላት ሃይማኖት ዓብዪ እዪ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ፡፡ "ሃይማኖት ንሰላምን ሓድነትን ምክብባርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ጣናነሽ ፪ መርኣያ ዓቕሚ ፅንዓት፣ ቆራፅነትን ምውዳብን እዩ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) mizan mekonen Aug 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉዕዞ ጣናነሽ ፪ መርኣያ ዓቕሚ ፅንዓት፣ ቆራፅነትን ምውዳብን እዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ጣናነሽ ፪ ካብ ወደብ ዶራሌ ጅቡቲ ናብ ባህርዳር ዝተገበረ ጉዕዞ ፅንዓትን ቆራፅነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ካብ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣጀንዳ ምእካብ ጀሚሩ mizan mekonen Aug 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ተጀሚሩ፡፡ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተገበረ ዘተ ምስ ግብፂ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ኬንያ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ቦትስዋናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሆስፒታል ሓምለዋይ ቅፅር ግቢን ምችው ፅርየትን ዘለዎ ከባቢ ፈጢሩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Aug 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሆስፒታል ኮምፕሬሄንሲቭ ሼኽ ሓሰን የበሬ ሓምለዋይ ቅፅር ግቢን ምችው ፅርየትን ከባቢ ፈጢሩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…