ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 23 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ክውሃብ እዩ mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ መዛዘሚ ፈተና ካብ 23 ሰነ ክሳብ 8 ሓምለ 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ሃገር ለኸ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ኣይተ እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን፤ ብመርበብ ኢንተርኔት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሃገር ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊ ልምዓትን ዲያስፖራ ልዑል እጃም ኣለዎ – ኣምባሳደር ዑመር ሁሴን (ዶ/ር) mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንሃገር ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊ ልምዓትን ክቀላጠፍ ዲያስፖራ ልዑል እጃም ኣለዎ ክብሉ በዓል ሙሉእ ስልጣን ፍሉይ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ኣምባሳደር ዑመር ሁሴን (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ካብ ኩሎም…
ስፓርት ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን ስዒራ mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን 2 ን 1 ስዒራታ፡፡ ሰዓት 10፡00 ኣብ ኣርቲፊሻል ሜዳ ሃዋሳ ዝተኻየደ ፀወታ ባህር ዳር ከተማ ሙጂብ ቃሲምን ሄኖክ ይበልጣልን ዘቑፀርዎ ሽቶታት ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወታደራዊ መሳርሒታት ዘፍርይ ፋብሪካ mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሳልሳይ ሃገር ለኸ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኤክስፖ ፍርያታቶም ካብ ሞንጎ ዘቕረቡ ኣፍረይቲ ትካላት ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ፋብሪካ ውሽጢ ዝርከብ ቴክስታይል ቴክኒካል ኣንበሳ ፋብሪካ እቲ ሓደ እዩ፡፡ ወታደራዊ ክዳውንትን ካልኦት ናውቲን ዘፍርይ ምምሕዳር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩስያ ስርዓት ኣልቦነት ምቅላሳ ክትቕፅል እያ – ቭላድሚር ፑቲን mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚደንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሃገሮም ስርዓት ኣልቦነት ምቅላሳ ክትቕፅል እያ ክብሉ ገሊፆ፡፡ ሩሲያ ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ወራሪ ሓይሊ ናዚ ጀርመን ብምምካት ዝሰዓረትሉ መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት ኣብ ርእሰ ከተማ ሞስኮ ብዝተፈላለየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ፋብሪካ ሽኮር ወንጂ ኣብ ካልኦት ፋብሪካታት ትፅቢት ይግበር – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውፅኢት ፋብሪካ ሽኮር ወንጂ ዝተረኸበ ሪፎርም ውፅኢት ኣብ ካልኦት ፋብሪካታት ከምዝድገም ትፅቢት ይግበር ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ሪፎርም ከመይ ከምዝስራሕ ቀዋሚ ዓውደ ምርኢት ዝኾነ ውፅኢት ሽኮር ፋብሪካ ወንጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ንግዲ ኢትዮጵያን ሩስያን እናዓበየ መፂኡ – ኣምባሳደር ኢቭጌኒ ተረክሂን mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሞንጎ ሩስያን ኢትዮጵያን ዘሎ ርክብ ንግዲ እናዓበየ ምምፅኡ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ ምዃና ንክልተኣዊ ኢኮኖሚ ልምዓትን ዓለም ለኸ ምትሕብባር ልዑል ግደ ከምዝህልዎ ዝገለፁ ኣምባሳደር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩስያ ሓይሊ ናዚ ዝሰዓረትሉ መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት ይኽበር ኣሎ mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩስያ ካልኣይ ኹናት ዓለም ወራሪ ሓይሊ ናዚ ብምምካት ዝሰዓረትሉ መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት ኣብ ከተማ ሞስኮ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ በዓል ዓወት ሩስያ ኣብ ኣደባባያት ሞስኮ ብዝተፈላለዩ ወታደራዊ ስነ-ስርዓታት ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ሓደሽቲ መዕርፎ ነፈርቲን ነባራትን ስራሕቲ ምምሕያሽ ምቕፃሉ ተገሊፁ mizan mekonen May 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣየር ውሽጢ ሃገር ንምዕባይ ህንፀት ሓደሽቲ መዕርፎ ነፈርቲ፣ ነባራት ምምሕያሽን ምስፍሕፋሕን ስራሕ እናተኻየደ ምዃኑ በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን 23 መዕርፎ ነፈርቲ ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ትካላት ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ተሰማዕነታ ክብ ኣቢሉ – ምሁራን mizan mekonen May 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዘካየደቶ ሰፋሕቲ ህንፀት ትካላት ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ተሰማዕነታ ክብ ክብል ግደ ምውፋዩ ምሁራን ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ እንተጠናኸረ ዝመፀ ስራሕቲ ህንፀት ትካላት ተደላይነታን ተሰማዕነታን እናወሰኸ ምዃኑ ሙሁር…