Fana: At a Speed of Life!

መንሽሮ በሪ ማህፀንን ዘይመሓላለፉ ሕማማትን ንምዕጋት ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ተሰሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ መንሽሮ በሪ ማህፀንን ዘይመሓላለፉ ሕማማትን ንምዕጋት ዝተፈላለዩ ብዙሓት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢሉ ሚኒስትር ጥዕና፡፡ ስልጠና ሰብ ሞያታት ጥዕና፣ ቀረብ መድሓኒትን ዘርፈ ብዙሕ ምላሽ ኣብ ምቕራፍ ከም ሃገር ልዑል ዕብየት እናመዝገበ ምዃኑ…

ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 8 ነጥቢ 4 ቢሊየን ፈልሲ ተዳልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንሎሚ ዓመት ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 8 ነጥቢ 4 ቢሊየን ፈልሲ ተዳልዩ፡፡ ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ ሓላፊ ዴስክ ልምዓት ሻንቆ ቴሳ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ÷ ነቲ መርሃ ግብሪ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ንምትካል ተተሊሙ ክሳብ ሕዚ 8 ነጥቢ 4…

ሩሲያን ዩክሬንን ካልኣይ ዙር ዘተ ሰላም ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩሲያን ዩክሬንን ካልኣይ ዙር ዘተ ሰላም ኣብ ቱርክ ከተማ ኢስታንቡል ተጀሚሩ፡፡ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዝግበር ካልኣይ ዙር ዘተ ሰላም ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቱርክ ሃካን ፊዳን ዝተመርሐ እንትኾን፣ ሰብ መዚ ቱርክ፣ ሩሲያን ዩክሬንን…

ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሃገር ናይ ምልዋጥ ሰፊሕ ራእይ ዘለዎ ሃገራዊ ጅማሮ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሃገር ናይ ምልዋጥ ሰፊሕ ራእይ ዘለዎ ሃገራዊ ጅማሮ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዞባ ካንባታ ወረዳ ዙሪያ ኣዲሎ ቀበሌ ሃሚዶ ልምዓት ኮሪደር…

ሁዋጂያን ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ኣብ ዓውዲ ፍርያት ሶላርን ኤክስፖርትን ክዋፈር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይናዊ ግሩፕ ሁዋጂያን ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ንምስራሕ ናይ 100 ሚሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣይተ ሞቱማ ተመስገንን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ ሁዋጂያን ዛንግ…

መነባብሮ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምሕያሽ ኮሪደር ገፀር ኣብ ኩሎም ከባቢታት ይስፋሕፋሕ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) መነባብሮ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምሕያሽ ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ገፀር ኣብ ኩሎም ከባቢታት ይስፋሕፋሕ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝጠቅዕዎ ፅሑፍ ÷ሎሚ ኣብ…

ለውጢ ከባቢ ኣየር ፅዕንቶ መንቀሊ ስደት ከይኾን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ቀንዲ መንቀሊ ስደት እናኾነ ዝመፀ ፅዕንቶ ለውጢ ከባቢ ንምቅላስ ብምኽንያት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሰፊሕ ስራሕ እናሰርሐት እያ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ካብ ስደት ተመለስትን ስደተኛታትን ወ/ሮ ጠይባ ሓሰን…

ወለዶ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ክግንዘብ ንምኽኣል …

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምሁራን ሓዱሽ ወለዶ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ዘለዎ ግንዛበ ንምዕባይ ኣብ ስርዓት ትምህርቲ ክሕገዝ ኣለዎ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዳማ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክፍሊ ምህንድስና ማይ ተመራማሪን መኮንን ኣያና (ፕ/ር) ማይ ህይወትን መባፅሕ ብልፅግናን…

ማሕበረሰብ ኣንቃሕቲን ፅዕንቶ ፈጠርቲን ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግዲኦም ክዋፅኡ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራት ምዕራፍ ዘተን ዝሳተፉ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበረሰብ ኣንቃሕቲ ወኪላት ኣጀንዳ ምትእኽኻብ መድረኽ ዘተ ተጀሚሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ዘገየ ኣስፋው ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ ÷ኣብ ኢትዮጵያ ዝርኣዩ ዘይምርድዳእ…

ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ምትሕብባር ባሕርን ንግድን ምዕባይ ይግባእ – ኣምባሳደር ናሲቦቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኣዘርባጃን ኣብ ኢትዮጵያ ሩስላን ናሲቦቭ ኣብ መንጎ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ምትሕብባር ባሕርን ንግድን ክዓቢ ይግባእ ኢሎም። ኣምባሳደር ናሲቦቭ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ኣዘርባጃን ወደብ ዘይብላ ሃገር ዋላ እኳ ተኾነት…