Browsing Category
ቢዝነስ
ክልል ኦሮምያ ን1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ምፍጣሩ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ኢንተርፕራይዝን ኢንዱስትሪ ልምዓት ክልል ኦሮምያ ን1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራ ምፍጣሩ ገሊፁ።
ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ አይተ ማትዮስ ሰበቃ ኣብ ገምጋም ዓመታዊ አፈፃፅማ ስራሕ በጀት 2013 ዓ/ም ከም ዝገለፅዎ፥ ኣብ በጀት ዓመት…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፅርየት ኣወሃህባ ኣገልግሎቱ ንምምሕያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፅርየት ኣወሃህባ ኣገልግሎቱ ንምምሕያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ።
እቲ ስምምዕነት ኦ ኢ ኤም ሰርቪስ ምስ ዝበሃል ኩባኒያ ኣፍራዪ ናውቲን ኣቕራቢ ኣገለግሎት ፅገናን ኣውሮፕላን ዝተኸተመ እነትኸውን፥ ንብዙሕ ዓማውቲ…
ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተታሒዞም።
እቶም ናውቲታት ካብ ሃገር እንትወፁን ናብ ውሽጢ ዓዲ እንትኣትዉን ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ ናይ ሃገራት ወፃኢ ገንዘብ፣ ወርቂ፣…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ መዕርፎ ነፈርቲ ሌጅ ኣብ ኣገልግሎት ፅዕነት ዘለዎ ውዕሊ ኣናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ቤልጂም መዕርፎ ነፈርቲ ሌጅ ኣብ ኣገልግሎት ፅዕነት ዘለዎ ውዕሊ ንተወሳኺ ዓመታት ኣናዊሑ።
እቲ መገዲ ኣየር ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ምስቲ መዕርፎ ነፈርቲ ሓቢሩ ንምስራሕ ኢዩ ውዕሉ ኣናዊሑ ዘሎ፡፡
ብምዃኑ መዕርፎ…
ዕድጊት ስሚንቶ ንምቁፅፃር ዝወፅአ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተላዒሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ዕድጊት ስሚንቶ ንምቁፅፃር ዝወፅአ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ከምዝተልዓለ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ እቲ ከይዲ ዕድጊት ብመርህ ነፃ ዕዳጋ ንክፍፀም ተወሲኑ ኣሎ።
ዳይሬክተር ክትትልን ቁፅፅርን ዋጋ ናውቲ ንግዲ…
ካብ ፍሪያታት መኣድን 681 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ካብ ፍሪያታት መኣድን 681 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር መኣድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ።
ኣብ ቀፃሊ ዓመት እውን ካብዚ ብዝበለፀ ኣታዊ ንምርካብ ትልሚ ተታሒዙ ይስራሕ ከምዘሎ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ኣብ 5 ኣዋርሕ 67 ከተማታት ተረባሕቲ ኣገልግሎት 4ጂ ኢንተርኔት መግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 5 ኣዋርሕ 67 ከተማታት ተረባሕቲ ኣገልግሎት 4ጂ ኢንተርኔት መግባር ከምዝተኽኣለ ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ፥ እቲ ትካል ዲጅታል ኢኮኖሚ ኣብዛ ሃገር ንምህናፅ ስትራቴጂ ብምቕራፅ ይሰርሕ…
ኢትዮጵያን ጣሊያንን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 258 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 258 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ከቲመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ አሕምድ ሺዴን ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣርቱሮ ሉዚን ክታሞም ኣምቢረሙሉ።
ኢኢ ሓገዝ ደቀቕቲ ብደቂ…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 20 ቢሊየን ብር ከስቢ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ልዕሊ 20 ቢሊየን ብር ከስቢ ከምዝረኸበ ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም፡፡
ኣብ መግለፂኦም ድማ ኣብቲ…
ኣብ ወርሒ ሓምለ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ኣብ ዘለዎ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሓምለ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ኣብ ዘለዎ ከምዝቕፅል ሚኒሰስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ከምዝገለፆ፥ ካብ ኣውሮፕላን ነዳዲ ወፃእ ዘለዉ ፍርያታት ነዳዲ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ኣብ ዘለዎ ንኽቕፅል ምውሳኑ ኣፍሊጡ።…