Browsing Category
ቢዝነስ
ዋጋ ዕዳጋ ንምርግጋዕ ልዑል መጠን ዘለዎ ዕድጊት ስርናይን ዘይቲን ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረጋገአ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕሳል ዝቕባበ ዋጋ ንምቁፅፃርን ዋጋ ዕዳጋ ንምርግጋእን ረብሓ ዘለዎ 4 ሚሊየን ኩንታል ስርናይን 12 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒን ዕድጊት ክዝተፈፀመ ተገሊፁ።
ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ሚኒስቴር ገንዘብን…
ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ምህርቲ ኤክስፖርት ቡን፣ ቆፅሊ ሻሂን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 525 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሙሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ካብ ምህርቲ ኤክስፖርት ቡን፣ ቆፅሊ ሻሂን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 525 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኣፍሊጡ።
ኣብ በጀት ዓመት ሓሙሽተ ኣዋርሕ 114 ሽሕን 335 ነጥቢ 63…
ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፅዕነት ሓገዝ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፅዕነት ሓገዝ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ምግባሩ ኣፍሊጡ።
ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፥ እቲ መገዲ ኣየር ካብ ዝበረሎም መባፅሕቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝፀዓኑ ናይ ሓገዝ ፅዕነታት ኣብዚ ሕዚ እዋን እናሰርሐሉ ካብ ዝርከብ ታሪፍ…
ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ኣፍረይቲ ዚንዱስትሪ 203 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንግዲ ወፃኢ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ኣፍረይቲ ዚንዱስትሪ 203 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንግዲ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
ኣብቶም ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ ካብቲ ዓውዲ 215 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንምርካብ ተሓሲቡ ኢዩ…
ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓመት ብወገን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቢሉ 2 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ናብ ሃገር ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓመት ብወገን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቢሉ 2 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ናብ ሃገር ከምዝኣተወ እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ መበል 23 ዙር “የሽርፉ ይሸለሙ” መበረታትዒ ሸርፊ ወፃኢ፥ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ተኻይዱ።…
ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ መዓድን 241 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ መዓድን 241 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር መዓድን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ምስ ዘሎ ሃገራዊ ኩነታት…
ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ 147 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 147 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ክእከብ ከምዝኸኣለ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና፣ ሃገራዊ ኩነታት…
ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንፕሮጀክታት መገዲ ቀርኒ ኣፍሪካ 271 ሚሊየን ዶላር ልቃሕ ኣፅቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቦርድ ዳይሬክተራት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝርከባ ሃገራት ብልምዓት መገዲ ንምትእስሳር 271 ሚሊየን ዶላር ልቃሕ ከምዘፅቐ ኣፍሊጡ።
ህንፀት እቶም ፕሮጀክታት ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ዝሳለጡ እንትኾኑ፥ እቶም መገዲታት ኣብ…
ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ኣርባዕተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት 133 ቢሊየን 381 ሚሊየን 670 ሺሕ ብር ንምእካብ ተሓሲቡ ኢዩ 123 ቢሊየን 962 ሚሊየን 650 ሺሕ ብር…
ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 51 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍርያታት ኣተዓዳዲጉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 51 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍርያት ግብርና ብልዕሊ በ4 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምትዕድዳጉ ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ካብ ሞንጎ እዚ 17 ሺሕን 690 ቶን ቡን፤ 15 ሺሕነ 445 ቶን ሰሊጥ፣ 3 ሺሕን 24 ቶን…