Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ጂ ኣይ ዜድ ጀርመንን ሰነድ ስምምዕነት ፕሮጀክት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ጂ ኣይ ዜድ ጀርመንን ሰነድ ስምምዕነት ፕሮጀክት ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ ከባቢ ሴክተራት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከባቢ ስራሕን ናብራን ንምምሕያሽን ዕድል ስራሕ ክብ ንምባልን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።…

ባንኪ ልምዓት ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምጥያሽ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ዳህሳስ መፅናዕቲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምጥያሽ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ዳህሳስ መፅናዕቲ ተሳሊጡ። ኤጀንሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ውሕስና ምግቢን ፌዴራል ፀገም ፋይናንስ ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምፍታሕን…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኣድቫንስድ 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣብ ሪጅን ደቡብ ምዕራብ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኣድቫንስድ 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣብ ሪጅን ደቡብ ምዕራብ ኣጀሚሩ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሮ ፍሬህይወት ታምሩ ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኸኦ ሓበሬታ፥ በቲ ኣገልግሎት ከተማታት ጅማ፣ ኣጋሮ፣ በደሌ፣…

ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 259 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 259 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ። ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው፥ እቲ እቶት ካብ 1 ሓምለ 2013 ዓ.ም ኢዩ ጀሚሩ ኢሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ኢትዮጵያን ቱርክን ብዓውዲ ትራንስፖርት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ብዓውዲ ትራንስፖርት ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ሚኒስተር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርትን መሰረተ ልምዓትን ቱርኪ ኣዲል ካራይስማይሎግሉ ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ክታመን…

ሚኒስቴር እቶት ምስ ዝተፈላለዩ ውልቀ ባንኪታት ስርዓት ኢ ፔይመንትን ኢ ታክስን ንምዝርጋሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ምስ ዝተፈላለዩ ውልቀ ባንኪታት ስርዓት ኢ ፔይመንትን ኢ ታክስን ንምዝርጋሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆቴል ስካይላይት ከቲሙ። እቲ ሰርዓት ከፈልቲ ግብሪ ናብ ባንኪ ምኻድ እንተይኣድለዮም ኣብ ዘለውዎ ቦታ ብምዃን ከፍሊቶም…

ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምስ ዝዋፈር ኩባኒያ ቴሌኮም ወግዓዊ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚደንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምስ ዝዋፈር ኩባኒያ ቴሌኮም ወግዓዊ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ። እቲ ስምምዕነት ኣወሃህባ ፍቓድ ስራሕ ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ህይወት ኣብ ፀገም ዝርከቡ ኣፍሪካውያን ዘመሓይሽ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን ማስተር ካርድን ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕምማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ህይወት ኣብ ፀገም ዝርከቡ ኣፍሪካውያን ዘመሓይሽ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተፈሪሞም። እቲ ስምምዕነት ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ኣፍሪካውያን ናብረኦም ንምምሕያሽን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት  ንጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ቦይንግ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት  ንጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ቦይንግ መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ምስ ኮምሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ…

ፋብሪካ ሽኮር ጣና በለስ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ጣና በለስ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ። እቲ ፋብሪካ 2 ሚለየንን 372 ሺሕን ቶን ሽኮር ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ብሓፈሻ  13 ሺሕን 667 ሄክታር ብቃንጫ ሽኮር ዝለምዐ መሬት ዘለዎ…