Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኩባንያ ባላድና ኳታር ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምውፋር ከምዝደሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍራዪ ፀባን ውፅኢት ፀባን ዝኾነ ኩባንያ ባላድና ኳታር ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምውፋር ከምዝደሊ ገሊፁ። እቲ ኩባኒያ ኣብ ምፍራይ እንስሳት፣ መፍራይ ፀባን ውፅኢት ፀባን፣ ከይዲን ኣጠቓቕማ ዘመናዊ ቴክኖሎጂን ኣተዓሻሽጋ ፍሪያት ኣብ…

ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እምነ ኩርናዕ ዝተነበረሉ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ህንፀቱ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብ925 ሚሊየን ብር ዝህነፅ እንትኸውን፥ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመትን ፈረቓን ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…

ኢንጂነር ታከለ ኡማ  ምስ ኣፍረይቲ እምነ በረድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ማዕድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ  ምስ ኣፍረይቲ እምነ በረድ ተዛቲዮም። ኢንጅነር ታከለ ኡማ፥ ሃፍቲ መኣድን ኢትዮጵያ ብብዙሕ መገዲ ዝግለፅ ከምዝኾነ ተዛሪቦም። ብዙሕ መልክዕ ዘለዎ ሃፍቲ መኣድን ኢትዮጵያ ብኣግባቡ ምጥቃም ድማ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዓማዊል ብምጉዕዓዝ ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ 2020 ዓማዊል ብምጉዕዓዝ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝሓዘ ማሕበር መገዲ ኣየር ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ማሕበር መገዲ ኣየራት ኣብ ዓመታዊ ኣገልግሎት ፅዕነተን ኣመልኪቱ ብዝህቦ ደረጃ ኢዩ እቲ መገዲ ኣየር ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ…

ኣብ ካናዳ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 376 ሽሕ ዶላር እቶት ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 376 ሽሕ ዶላር እቶት ከምዝተኣከበ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ገሊፁ። ኣብታ ሃገር ፍልይቲ መልእኽተኛ ኢትዮጵያን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ናሲሲ ጫሊ፥ ኣብ ካናዳ ዝነብሩ…

ኣብ ትልሚ ዓመተ 2014 ንናህሪ ዋጋ ትኹረት ንክወሃብ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት እቶት በጀትን ፋይናንስን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ትልሚ ዓመተ 2014 ንናህሪ ዋጋ ትኹረት ንክወሃብ ሓቲቱ። እቲ ኮሚቴ ምስ ኣረዳእቲ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ዘካየዶ መድረኽ ዘተ ኢዩ ነዚ ዝበለ። ብተወሳኺ ኣበቲ ሓዱሽ በጀት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ በረራ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቋፁዎ ዝነበረ ናብ ኣስመራ ዝግበር በረራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ካብ ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት በረራ ምጅማሩ፥ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ጂ ኣይ ዜድ ጀርመንን ሰነድ ስምምዕነት ፕሮጀክት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ጂ ኣይ ዜድ ጀርመንን ሰነድ ስምምዕነት ፕሮጀክት ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ ከባቢ ሴክተራት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከባቢ ስራሕን ናብራን ንምምሕያሽን ዕድል ስራሕ ክብ ንምባልን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።…

ባንኪ ልምዓት ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምጥያሽ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ዳህሳስ መፅናዕቲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምጥያሽ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ዳህሳስ መፅናዕቲ ተሳሊጡ። ኤጀንሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ውሕስና ምግቢን ፌዴራል ፀገም ፋይናንስ ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምፍታሕን…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኣድቫንስድ 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣብ ሪጅን ደቡብ ምዕራብ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኣድቫንስድ 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣብ ሪጅን ደቡብ ምዕራብ ኣጀሚሩ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሮ ፍሬህይወት ታምሩ ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኸኦ ሓበሬታ፥ በቲ ኣገልግሎት ከተማታት ጅማ፣ ኣጋሮ፣ በደሌ፣…