Browsing Category
ቢዝነስ
መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ወርሒ ሰነ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ሰነ መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ካብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት…
ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 250 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 250 ሚሊየን ዶላር (ብር 10 ነጥቢ 89 ቢሊየን) ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ልቓሕ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣብ ባንኪ ዓለም ተፀዋዒ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን…
ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ መዓድን ወርቂ ልዕሊ 505 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ 6 ሺሕን 785 መዓድን ወርቂ ልዕሊ 505 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ክርከብ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ።
ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ መስኖን ኢነርጂን፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…
መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ኢንተርፕራይዛት ደኣንት ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ኢንተርፕራይዛት ትካላት ደቀቕቲን ኣናእሽቱን(ደኣንት) ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ይሳተፉ ኣለዉ።
ኣብ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል…
ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ፖሊሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣብ ሰለስተ ዓውዲታት ዘፅንዖም መፅናዕቲታት ንዘተ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ፖሊሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣብ ሰለስተ ዓውዲታት ዘፅንዖም መፅናዕቲታት ንዘተ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ።
እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት፣ ትካላት ምርምርን መፅናዕቲን ምሁራት ዓውዲ ውልቀ ዘካተተ እንትኸውን፥ ፖሊሲታት ንፈጠራ…
ፕሮጀክት ልምዓት ስኳር በለስ ፍሪያት ፈተነ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ልምዓት ስኳር በለስ ቁፅሪ ሓደ ፍሪያት ፈተነ ብዕዉት ኩነታት ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
ኣብ ቀረባ እዋን ብዕሊ ከምዝምረቕ እውን ተገሊፁ።
እቲ ፋብሪካ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ስራሕ እንትኣቱ ኣብ ዓመት ልዕሊ 2 ሚሊየን ኩንታል ስኳር ከፍሪ…
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ትካላት ገንዘብ ገፀር ንምሓጋዝ ዝውዕል 26 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ክግበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት (ኢፋድ)ን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ትካላት ገንዘብ ገፀር ንምሓጋዝ ዝውዕል 26 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ክገብሩ ኢዮም።
እቲ ሓገዝ ብባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣቢሉ ናብተን ትካላት ገንዘብ ዝበፅሕ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ጋና ዝተኻየደ ውድድር ቢዝነስ ኣፍሪካ ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ጋና ዝተኻየደ መበል 15 ውድድር ቢዝነስ ኣፍሪካ ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ።
እቲ መገዲ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ምትእስሳር ንዘበርከቶ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ተሸላሚ ከምዝገበሮ ተሓቢሩ፡፡
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት…
ኢትዮጵያ “ማእኸል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ” ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሓዳሽ ማእኸል ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ንዳህስስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካን ዝተሳተፍሉ “ቨርቺዋል” ዘተ ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ…
ኢትዮጵያ ሽፋን ክልል በረራ ኣየር 97 ሚኢታዊ ከምዘብፅሐት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ስቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ሽፋን ክልል በረራ ኣየር ኢትዮጵያ 97 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ገሊፁ።
ዝተፈላለዩ ዘመናዊ ቴክኖሎጂታት መጥቃማ ንምሕላው ድሕንነት ትራንስፖርት ኣየር ናይ ገዛእ ውእሱ ግደ ይገበር ከምዘሎ እውን ሓቢሩ።
እቲ በዓል…