Browsing Category
ቢዝነስ
ንግዲ ወፃኢ ንምምሕያሽ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ለዕሊ 3 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ንግዲ ወፃኢ ንምምሕያሽ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ለዕሊ 3 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።
ኣብቲ በጀት ዓመት ንግዲ ወፃኢ ንምጥንኻርን ንግዲ ኣታዊ ብሃገር ውሽጢ ንምትካእን በዝተገበሩ…
ኮሚሽን ጉምሩክ ልዕሊ 112 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ልዕሊ 112 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣተኣኻኽባ እቶት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ዝገበሩ፥ መመሓየሽቲን ሕጊን ስርዓት ኣሰራርሓ፣ ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ኣሰራርሓ ምትግባርን ካልኦት ስራሕቲ ለውጢን…
ኣብ ሓደ መድረኽ ደገፍ ነዘደሊየም ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 140 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ መድረኽ ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ነዘደሊየም ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 140 ሺሕ ዶላር ከምዝተኣከበ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍፁም ኣረጋ ገሊፆም።
በዚ ድማ ሓዱሽ ክብረ ወሰን ከምዝተመዝገበ ሓቢሮም።
እቲ ድጋፍ ንክርከብ…
መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ነሓሰ መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ካብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት…
ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍሪያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዘኽእል መምርሒ መመሓየሺ ቀረፅን ታክስን ዕላዊ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍሪያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዘኽእል መምርሒ መመሓየሺ ቀረፅን ታክስን ዕላዊ ተገይሩ።
እቲ መምርሒ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር እቶት፣ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ከምኡውን ኮሚሽን ጉምሩክ ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት…
ሱዳን 1 ሺሕ ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንክትሸጠላ ንኢትዮጵያ ሓቲታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን 1 ሺሕ ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንክትሸጠላ ንኢትዮጵያ ሓቲታ።
ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬት ፕላኒንግ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣንዱዓለም ሲዓ፥ ሱዳን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ኢትዮጵያ ሓይሊ ንምግዛእ ድልየት ከምዘለወን…
ናይ ሓሶት ደረሰኝ እንትሕተመሎም ዝነበሩ 31 ዘይሕጋዊ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሓሶት ደረሰኝ እንትሕተመሎም ዝነበሩ 31 ዘይሕጋዊ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ተታሒዞም።
ኣብ 2013 ዓ.ም እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሓዞም ዘይሕጋዊ ማሽናት ጥራሕ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን በር ዋጋ ዘለዎም ዕዳጋ ዘየለ እናሎ ዕድጊት ከምዝተፈፀመ ተገይሩ…
ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 113 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቦስተንን ኣትላንታን ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 113 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ።
ኣብቲ እዋን ዳያስፖራ ኣብ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰን ድጋፍን ኣጠናኺሩ ኣብ ዝቕፅለሉ ብዝምልከት ዘተ…
ዶ / ር እዮብ ተካልኝ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሳፋሪኮም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶ / ር እዮብ ተካልኝ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሳፋሪኮም ኣንዋር ሶሳ ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ ሳፋሪኮም ሐዚ ዘለዎ ብርኪ ኩነታትን ንቐፃሊ ኣብ ዝፍፀሙ ስራሕቲን ብዝምልከት ተላዚቦም።…
ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ናይ ገንዘብ ሚኒስትር ኣይተ አህመድ ሺዴን ኣብ በኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ታማራ ሞና ክታሞም ኣንቢረሙሉ።
እቲ ስምምዕነት…