Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

መበል ካልኣይ ዙር ፕሮጀክት ልምዓት ኢንተርኘረነርሺኘ ደቂ ኣኒስቲዮ ካልኣይ ምዕራፍ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ዙር ፕሮጀከት ልምዓት ኢንተርኘረነርሺኘ ደቂ ኣኒስቲዮ ካልኣይ ምዕራፍ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳይለወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲ ተረኺቦም። እቲ ፕሮጀከት ንዝሓለፉ ሸውዓተ ዓማውቲ ሓሳብ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ተግባራዊ ምግባር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ተግባራዊ ምግባር ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ንምምሕዳር ዕድጊት ንብረትን ሓይሊ ሰብን  ከምዝሕግዝ ተገሊፁ። ስለዝኾነ እቲ ፕሮጀክት…

ፕሮጀክት መስፍሕፋሒ መቆፃፀሪ ትራፊክ ነፈርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሮጀክት መስፍሕፋሒ መቆፃፀሪ ትራፊክ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተመሪቑ። እቲ ህንፀት ቅድሚ 6 ኣዋርሕ ብኩባኒያ ሲሲሲ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣስታት 48 ሚሊየን ብር ወፃኢ ተግይርሉ ኣሎ። እቲ መቆፃፀሪ ትራፊክ ነፈርቲ ምምራቑ ኣገልግሎት…

እቶት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 36 ቢሊየን ብር ዝዋግኦም ፍሪያታት ኣሻይጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) እቶት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 36 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዝዋግኦም ፍሪያታት ከምዘሻየጠ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቲ ዝተሻየጠ ፍሪያታት፥ ቡና 35 ሚኢታዊ፣ ሰሊጥ 32 ሚኢታዊ፣ ዓይኒ ዓተር 14 ሚኢታዊ ብፅሒት ከምዘለዎም ተሓቢሩ።…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11ግንቦት፣ 9፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒ9ስቴር 3 ነጥቢ 9 ሚሊየን ነምርካብ ተሊሙ ከምዝነበረ አውን ገሊፁ። እቲ ዝተረኸበ እቶት ምስ ተመሳሳሊ…

ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብር 238 ነጥቢ 3 ቢሊየን ምእካቡ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብር 238 ነጥቢ 3 ቢሊየን ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ። እቲ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር 19 ነጥቢ 77 ሚኢታዊ ወይ እውን ብር 39 ነጥቢ 3 ቢሊየን ሓለፋ ከምዘለዎ ሚኒስትር እቶት ኣይተ…

ልዕሊ 69 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 28 ሚያዚያ ክሳብ 6 ግንቦት 2013 ዓ.ም 69 ሚሊየንን 215  ሺሕን 956 ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ናውቲ ካብ ውሽጢ ዓዲ ክወፅኡን ናብ ዓዲ ክኣትዉን ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ እቶም ናብ ሃገር ክኣትዉ…

ኣብ ጎርጎራ ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መኣዲ ንሃገር ፕሮጀከት ጎርጎራ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ቤት መዘጋጃ ከተማ ጎርጎራ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ቤት ዕዮ ኣይተ ኣማኑኤል ሽጉጥ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥…

ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ሓገዝ ስምምዕነት 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ሓገዝ ስምምዕነት 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም። እቲ ሓገዝ ኣብዚ ሰሙን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ዘፅቖ እንትኸውን፥ ነዚ ስዒቡ ድማ ሎሚ መዓልቲ ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ፡፡ እቲ ስምምዕነት…

6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ። ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ክሳብ 200 ዝኾኑ ሰብ ሃፍቲ ዘተኣናግድ ኢዩ ተባሂሉ። ህንፀት እቲ ፓርክ ሰለስተ…