Browsing Category
ቢዝነስ
ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን ሓዱሽ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ካብ ፅባሕ 27 ለካቲት ክሳብ 30 መጋቢት 2013 ዓ.ም ተግባራዊ ዝኸውን ሓዱሽ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት እዚ ኣብ አዲስ አበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ
ቤንዚን ብሊትር 25 ብርን 86 ሳንቲምን፥…
ኦሞቲክ ዝተብሃለ ማሕበር ብ114 ሚሊየን ብር ኣብ ኮይሻ ሎጅ ክትሃንፅ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኦሞቲክ ሓፈሻዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ብ114 ሚሊየን ብር ኣብ ኮይሻ ሎጅ ከምዝሃንፅ ኣፍሊጡ።
እቲ ማሕበር ኣብ መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝተተለመ ፕሮጀክት ኮይሻ እቲ ሎጅ ንምህናፅ ዘኽእል ሓሙሽተ ሄክታር መሬት ከምዝተረከበ እውን ተሓቢሩ።…
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝፈረየ 17 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ዕዳጋ ኣቲዩ – ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍረይቲ ውሽጢ ዓዲ ዝፈረየ 17 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ዕዳጋ ከምዘኣተወ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ድሌትን ቀረብን መሰረታዊ ሸቐጣት ብምምላእ ኩነታት ናብራ ሕብረተሰብ…
ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣድላዪ ስርዓት ጉምሩክ እንተይተፈፀመሎም ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምእታው ፈተነ ዝተገበረሎም ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
ሚኒስቴር እቶት ከምዝበሎ፥ሸሞንተ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ።…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት 95 ሚሊየን ፍረ ዕምበባ ምጉዕዓዙ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት 95 ሚሊየን ፍረ ዕምበባ ምጉዕዓዙ ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ነቲ ፍረ ዕምበባታት ከጎዓዕዞም ዝኸኣለ፥ ኣብ እዋን መዓልቲ ቫላንታይን ጥራሕ ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡
ኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን እቲ…
ዘፈር ኢንዱስትሪ ቆርበት ንምምሕያሽ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ 7 ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ካብ ወፃኢ ንግዲ 1 ነጥቢ 8 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካን ኣታዊ ምርካቡ ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ፡፡
ዘፈር ፍርያት ሕርሻ 1 ነጥቢ 178 ቢሊየን፣ ዘፈር ማኑፋክቸሪንግ 211 ነጥቢ 4 ሚሊየን፣…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሹድሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 83 ቢሊየን ተቐማጢ ገንዘብ ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሹድሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 83 ቢሊየን ተቐማጢ ገንዘብ ክእክብ ምኽኣ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ኣብ መንፈቕ ዓመት 2013 ዓ.ም 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሓደሽቲ ሒሳብ ቁፅሪታት ዘኽፈተ እንትኸውን፥ ናይ ትልሙ 221 ሚኢታዊ…
ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ያስሚን ወሀብረቢ ምስ ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣሞስ ኪፕሮኖ ቼፕቶ ተዛቲየን።
እቲ ባንኪ ልምዓት ብፍላይ ኣብ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት፣ ትራንስፖርት፣ ኢነርጂ፣ ክንክን ማይን ፅሬትን፣ ግብርና ዝገብሮ…
ሰለስተ ትካላት ልምዓት ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 200 ሚሊየን ኣትሪፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ምፍራይን ሓይሊን ዝተዋፈሩ ሰለስተ ትካላት ልምዓት ኣብ መፋርቕ ዓመት ልዕሊ ብር 200 ሚሊየን ኣትሪፎም።
ኣብ ትሕቲ ኤጀንሲ ምሕደራን ትሕዝቶን ትካላት ልምዓ መንግስቲ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ትካላት ልምዓት እቶም ሰለስተ ትካላት ልምዓት ብር…
ኣብ መሸጢ ችርቻሮ ዋጋ ፍርያት ዳዲ ክለሳ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 30 ለካቲት2013 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ መዓልቲታት ኣብ መሸጢ ችርቻሮ ዋጋ ፍርያት ዳዲ ክለሳ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ፡-
ቤንዚን ብር 25ን 82 ሳንቲምን
ሕውስዋስ…