Browsing Category
ቢዝነስ
ልዕሊ 69 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 28 ሚያዚያ ክሳብ 6 ግንቦት 2013 ዓ.ም 69 ሚሊየንን 215 ሺሕን 956 ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
እቶም ናውቲ ካብ ውሽጢ ዓዲ ክወፅኡን ናብ ዓዲ ክኣትዉን ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ እቶም ናብ ሃገር ክኣትዉ…
ኣብ ጎርጎራ ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ተዳሊዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መኣዲ ንሃገር ፕሮጀከት ጎርጎራ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ቤት መዘጋጃ ከተማ ጎርጎራ ኣፍሊጡ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ቤት ዕዮ ኣይተ ኣማኑኤል ሽጉጥ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥…
ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ሓገዝ ስምምዕነት 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ሓገዝ ስምምዕነት 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም።
እቲ ሓገዝ ኣብዚ ሰሙን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ዘፅቖ እንትኸውን፥ ነዚ ስዒቡ ድማ ሎሚ መዓልቲ ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ፡፡
እቲ ስምምዕነት…
6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ።
ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ክሳብ 200 ዝኾኑ ሰብ ሃፍቲ ዘተኣናግድ ኢዩ ተባሂሉ።
ህንፀት እቲ ፓርክ ሰለስተ…
ኣብ ወርሒ ጉንበት መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ጉንበት መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ከይሓወሰ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ካብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ኣፍልጦ ኣተሓሕዛ ዓሚል ዓመተ 2021 ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ኣፍልጦ ኣተሓሕዛ ዓሚል ዓመተ 2021 ተዓዊቱ።
እቲ ኣፍልጦ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ መርሃ ግብሪ ሽልማት ኤይር ካርጎ ዊክስ ሽልማት ከምዝተውሃቦ ኣፍሊጡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊት ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣይተ ስለሺ ግርማ፥ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊትን ኣብ ዕዳጋ ዓለም ተወዳዳሪትን ንምግባር ዘኽእሉ ተግባራት ብትኹረት…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 13 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ከሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 13 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብርከምዝኸሰበ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብቶም ዝተረቑሑ ኣዋርሕ ልዕሊ 55 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተዛሪቦም።
እቲ ባንኪ…
ኢትዮጵያ ካብ ዓውዲ ማሪታይም ክትረኽቦ ዝግባኣ ከምዘይትረክብ ዘላ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለዕሊ 90 ሚኢታዊ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ብዓውዲ ማሪታይም እተሳልጥ ኢትዮጵያ ካብቲ ዓውዲ ክትረኽቦ ዝግባኣ ከምዘይትረክብ ዘላ ተገሊፁ።
በዓል መዚ ጉዳይ ማሪታይም ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብምትሕብባር ኣብ ብሉ ኢኮኖሚ ስትራቴጂ…
ጣና በለስ ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ፈተነ ፈሪያቱ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣና በለስ ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ፈተነ ፈሪያቱ ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ።
ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፋብሪካ ኣይተ ኣንተነህ ኣሰጌ፥ ብሰንኪ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮናን ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢን ሀንፀቱ ከምዝተጓተተ ብምግላፅ እቲ ፋብሪካ…